Category: ዜና ኤርትራ
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘንበረቶ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሓቶ
Radio Erena: 14 September 2022
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ ምስ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ልዕሊ ሰብ ስልጣን ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘንበሮ እገዳ፣ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ [...]
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ዘየካይድ ኣርባዕተ ዓመታት ኣቝጺሩ
Radio Erena: 12 September 2022
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ዘየካይድ ኣርባዕተ ዓመታት ኣቝጺሩ።
እቲ ካቢነ፣ ኣብ 28 መስከረም 2018፣ ኣብ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ዞባና ኣኼባ ከምዘካየደ [...]
ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ
Radio Erena: 12 September 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምኽታምን ናብ ዘተ ሰላም ንምቕራብን ድሉው ዝኸውን ሓይልታት ትግራይ ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ጥራይ ምዃኑ ገሊጹ።
እቲ መ [...]
Eritrean Athlete Rahel Daniel wins 10,000 Race in Colombia
Radio Erena News, 12 September 2022
Twenty-year-old Eritrean athlete Rahel Daniel won 10,000 meters race in Carrera Del Pacifico 22 c [...]
ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትለት ራሄል ዳንኤል፡ ኣብ ከተማ ካሊ ኮሎምብያ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ጉያ 10 ሽሕ ሜትር ቀዳመይቲ ተዓዊታ
Radio Erena: 11 September 2022
ኣብ መሳልል ደረጃ ኣትሌታት ውድድር ጉያ መሮር ዓለም ኣብ ቀዳማይ ተርታ ተሰሪዓ እትርከብ፣ ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትለት ራሄል ዳንኤል፡ ሎሚ ሰንበት 11 መስከረም፡ ኣብ ከተማ [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ
Radio Erena: 10 September 2022
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ከምዘለዉ ራድዮ ፈረንሳ ንምንጭታት ዲፕሎማሲ ብምጥቃስ ኣረጋጊጻ።
እታ ራድዮ ሎሚ ቀዳም 10 መስከረም ኣብ [...]
ትካል ግብረ ሰናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ 181 ሰባት መጥባሕቲ ዓይኒ ኣካይዱ
Radio Erena: 09 September 2022
ብትካል ግብረ ሰናይ ንጉስ ሳልማን ዝምራሕ ተበግሶ 'ኑር ስዑዲ ዓረብ'፣ ኣብ ኤርትራ ሰፊሕ ናይ ሕክምና ዓይኒ መደባት ምክያዱ ገሊጹ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣ ‘ካራሩ ዝዓጠቑ በጋሚንዶታት ኣጥቂዖሙና’ ክብል ወቒሱ
Radio Erena: 08 September 2022
ኣብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ክካየድ ዝተወጠነ ፌስቲቫላት ህግደፍ፣ ካብ መንእሰያት ሓያሎ ተቓውሞ ገጢምዎ፣ መብዛሕትኡ ኣብ ዝፈሸለሉ ፍጻሜታት፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲን ኤምባሲታ [...]
‘ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ዝግሃሰላ ኣሰንባዲት ናይ ራዕዲ ገዛ’ያ።’ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ነበር
Radio Erena: 06 September 2022
ኤርትራ፣ ሰብኣዊ መሰላት ዝግሃሰላ ኣሰንባዲት ወይ ናይ ራዕዲ ገዛ'ያ ክብል፣ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ስቴቨን ዎልክር ገሊጹ።
እቲ ኣመሪካዊ ዲፕሎማ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ጸዊዓ
Radio Erena: 05 September 2022
ሰብ ስልጣን ሱዳን ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
እቶም ሰበ ስልጣን [...]