Category: ዜና ኤርትራ

1 107 108 109 110 111 634 1090 / 6338
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ 139 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝሓዘ በዓል መዚ ሃብቲ ዓሳ የመን ወቒሱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ 139 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝሓዘ በዓል መዚ ሃብቲ ዓሳ የመን ወቒሱ

Radio Erena: 21 September 2022 ኣብ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዓሳ ኣብ ምግፋፍ ዝነበሩ 139 የመናውያን፣ ብሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ከምዝተታሕዙ፣ በዓል መዚ ሃብቲ ዓሳ እታ ሃገር ወቒሱ። እቶም 23 ትሕቲ ዕድመ ዝር [...]
‘ኤርትራ፣ ብሰፊሕ ግንባራት፣ ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊታ።’ ሓይልታት ትግራይ

‘ኤርትራ፣ ብሰፊሕ ግንባራት፣ ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊታ።’ ሓይልታት ትግራይ

Radio Erena: 20 September 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ሳልሳይ ሰሙኑ ሒዙ ዘሎ ውግእ፣ ብሰፊሕ ግንባርት ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብሉ ሓይልታት ትግራይ ከሲሶም። ማእከላይ እዚ ሓትልታት [...]
ኡጋንዳ፣ መስርሕ ዳግመ ምዝገባ ስደተኛታት ንሓያሎ ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣከላቢቱ

ኡጋንዳ፣ መስርሕ ዳግመ ምዝገባ ስደተኛታት ንሓያሎ ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣከላቢቱ

Radio Erena: 20 September 2022 መንግስቲ ኡጋንዳን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን፣ ዳግመ ምዝገባ ኣብታ ሃገር ናይ ዝነብሩ ስደተኛታት ክካየድ ብዘውጽእዎ መምርሒ መሰረት፣ ምዝገባ ኤርትራውያን ካብ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ

ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 20 September 2022 ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ዢ ቢንግ፣ ኣብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ለካቲት 2022 መዝነት ካብ ዝቕበል፣ ንካልኣይ እዋኑ ዘካይዶ ዘ [...]
ናይ ሰኑይ 19 መስከረም 2022 ፈነወና

ናይ ሰኑይ 19 መስከረም 2022 ፈነወና

Radio Erena: 19 September 2022 Radio Erena · ሰኑይ 19 መስከረም 2022     [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ውትሃደራት ሶማል ኣብ ምምላስ  ክትተሓጋገዞም ፕረዚደንት ሓሰን ሓቲቱ

ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ውትሃደራት ሶማል ኣብ ምምላስ ክትተሓጋገዞም ፕረዚደንት ሓሰን ሓቲቱ

Radio Erena: 17 September 2022 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ሶማል ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ፍልልይ ክሳብ ዝፍታሕ፣ ካብ 2019 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ሶማላውያን ወትሃደራት ናብ ዓዶም ከ [...]
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 16 September 2022 ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከምዝኸተማ ተገሊጹ። እቲ ብሰሉስ 13 መስከረም፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ኣብ ምልዋጥ ሓበሬታ፣ ኢ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 September 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብ14 መስከረም ናብታ ሃገር ኣትዩ። ዕላማ ዑደት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ጂቡቲ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ናብ ኬንያን ኤርትራን ይበጽሕ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ናብ ኬንያን ኤርትራን ይበጽሕ

Radio Erena: 15 September 2022 ሚኒስተር ዴ'ታ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ቨላምቨሊ ሙራለድሃራን ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ህንዲ ናብ ኤርትራን ኬንያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዲ ቤት ጽሕፈት እቲ ሚኒ [...]
1 107 108 109 110 111 634 1090 / 6338