Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ንስምምዕ ሰላም ሰሜን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ናብታ ሃገር ኣትየን
Radio Erena: 12 January 2023
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ዘለወን ደገፍ ንምግላጽ፡ ሎሚ ሓሙስ 12 ጥሪ፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣት [...]
ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ዝግመት ማእከል መወንጨፊ ሳትላይትታት ናብ ህዋ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: 11 January 2023
ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ማእከል መወንጨፊ ሮኬታትን ሳትላይትን ናብ ህዋ ክትሃንጽ'ያ።
እዚ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ተገሚቱ ዘሎ ፕሮጅከት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ቻይናን ጂቡቲን ብ [...]
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሐ ከበድቲ ብረታት ኣረኪቦም
Radio Erena: 11 Januray 2023
ሓይልታት ትግራይ፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘረከቡ ክልቲኦም ወገናት ገሊጾም።
ኣብቲ ካብ 11 ጥሪ ጀሚሩ ዝተኻየደ ናይ ምርኽኻብ [...]
ኣመሪካ፣ ንሶማል 9 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ንዋት ኣበርኪታ
Radio Erena: 11 January 2023
ኣመሪካ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምድጋፍ፣ ኣስታት 9 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ወትሃደራዊ ንዋት ከምዘበርከተት፣ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ሞቛድሾ ኣፍሊጡ።
እቲ ብ8 ጥሪ ዝተበርከተ [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም፣ ኣብ መንጎ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለን ፖለቲካውያን ሓይልታትን ናይ መወዳእታ ዘተ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 11 January 2023
ኣብ ሱዳን፣ ሲቪላዊ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም፣ ኣብ መንጎ'ቲ ብዕልዋ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ሰራዊትን፣ ንሰልፍታት፣ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ዝወከሉ ፖለቲካውያን ሓይልታትን [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኣይሁዳውያን ዝበጽሖም ግፍዕታት ‘ሆሎኮስት’ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክትምህር’ያ
Radio Erena: 10 January 2023
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ተማሃሮ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ንኣይሁዳውያን ኣብ እዋን ካልኣይ ውግእ ዓለም ዝወረዶም ግፍዕታት ዘዘንቱ ፍጻሜታት ክመሃሩ ምውሳና፣ ንመግ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ክሊ ማያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንፍሉይ ስርሒት ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ
Radio Erena: 09 January 2023
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሽፍትነት ባሕሪ ተተሓሒዙ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪን ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብን ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ።
እቲ ካብ 2 [...]
ኣል ሸባብ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 January 2023
ኣብ ሶማል፣ ካብ 2006 ኣትሒዙ ብረታዊ ጎነጽ ዘካይድ ዘሎን ካብ 2011 ድማ ምስ ኣልቃዒዳ ብወግዒ ዝሓበረን ኣልሸባብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ ፈደራላዊ መንግስቲ፣ [...]
ኢራን፣ ምስ መሰል ደቂንስትዮ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ዝተኣስሩ ክልተ ዜጋታታ ብማሕነቕቲ ቀጺዓ
Radio Erena: 08 January 2023
መንግስቲ ኢራን፣ ምስቲ ምስ መሰል ደቂንስትዮ ተተሓሒዙ ካብ ወርሒ መስከረም ዝተኻየደ ተቓውሞ ዝተኣስሩ ክልተ ዜጋታቱ፣ ብ07 ጥሪ ብማሕነቕቲ ቀጺዑ።
እቶም መሓመድ ማህዲ ካራሚን [...]
ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን
Radio Erena: 08 January 2023
ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ከምዝተዓግቱ፣ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ሓቢረን።
ገለ ካብቶም ገያሾ፣ ቆልዑ፣ ደቂንስትዮን ኣ [...]