Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 90 91 92 93 94 365 920 / 3642
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 16 September 2022 ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከምዝኸተማ ተገሊጹ። እቲ ብሰሉስ 13 መስከረም፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ኣብ ምልዋጥ ሓበሬታ፣ ኢ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 September 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብ14 መስከረም ናብታ ሃገር ኣትዩ። ዕላማ ዑደት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ጂቡቲ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ

Radio Erena: 15 September 2022 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ቀጠር ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 12 ክሳብ 14 መስከረም ኣብ ቀጠር ኣብ ዝጸንሓሉ፣ ምስ ኣሚር [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ደብዳን ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ደብዳን ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ትማሊ 14 መስከረም ኣብ ከተማ መቐለ ብዝቐጸሎ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ንሰብ ሞያ ሕክምና ብምጥቃስ ሮይተርስ [...]
ዊልያም ሩቶ፣ መበል ሓሙሻይ ፕረዚደንት ኬንያ ኮይኑ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

ዊልያም ሩቶ፣ መበል ሓሙሻይ ፕረዚደንት ኬንያ ኮይኑ ቃለ መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 14 September 2022 ኣብ 9 ነሓሰ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ብጸቢብ ዝተዓወተ ዊልያም ሩቶ፣ ትማሊ ሰሉስ 13 መስከረም፣ መበል ሓሙሻይ ፕረዚደንት ኬንያ ኮይኑ ቃለ መሓላ ፈጺሙ። ንሱ፣ ብ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝቖመ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ባሕርያ ክትመርሕ’ያ

ግብጺ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝቖመ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ባሕርያ ክትመርሕ’ያ

Radio Erena: 14 September 2022 ግብጺ፣ መሪሕነት ናይቲ 153 ሃገራት ንዝሓቖፈ ሓባራዊ ዕማም ሓይሊ ባሕሪ ካብ ኣመሪካ ክትርከቦ'ያ። እቲ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ከባቢ ባብ [...]
ፕረዚደንትታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰሜን ኢትዮጵያ ተመያይጦም

ፕረዚደንትታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰሜን ኢትዮጵያ ተመያይጦም

Radio Erena: 12 September 2022 ፕረዚደንታት ጂቡቲን ፈረንሳን ብዛዕባ ህሉው ጸጥታውን ወትሃደራውያን ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተመያየጡ፣ ቤተ መንግስቲ ኤሊዘ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት [...]
ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ

ዘተ ሰላም ቅድሚ ምጅማሩ ሓይልታት ትግራይ ዕጥቖም ክፈትሑ ከምዘለዎም ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ገሊጹ

Radio Erena: 12 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምኽታምን ናብ ዘተ ሰላም ንምቕራብን ድሉው ዝኸውን ሓይልታት ትግራይ ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ጥራይ ምዃኑ ገሊጹ። እቲ መ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ ጂቡቲ ሶማልን ኬንያን ዝዋፈሩ ኣስታት ሓደ ሽሕ ወትሃደራት ክትልእኽ’ያ

ኣመሪካ፣ ናብ ጂቡቲ ሶማልን ኬንያን ዝዋፈሩ ኣስታት ሓደ ሽሕ ወትሃደራት ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 12 September 2022 ኣመሪካ፣ ናብ ጂቡቲ፣ ሶማልን ኬንያን ዝዋፈር ኣስታት ሓደ ሽሕ ሰራዊት ክትልእኽ 'ያ። እቶም ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ቴክሳስ፣ ፎርት ብሊስ፣ ኣብ ጽዑቕ ታዕሊም ዝጸንሑ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ወጻኢ ዝመጽኡ ገያሾ፣ ከየመዝገቡ ሒዞሞ ክኣትዉ ዝፍቀድ ገንዘብ ናብ 10 ሽሕ ዶላር ክብ ኢሉ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ወጻኢ ዝመጽኡ ገያሾ፣ ከየመዝገቡ ሒዞሞ ክኣትዉ ዝፍቀድ ገንዘብ ናብ 10 ሽሕ ዶላር ክብ ኢሉ

Radio Erena: 12 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ወጻኢ ዝኣትዉ ገያሹ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከየመዝገቡ ሒዞሞ ክኣትዉ ዝኽእሉ ገንዘብ 10 ሽሕ ዶላር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ዝ [...]
1 90 91 92 93 94 365 920 / 3642