Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 48 49 50 51 52 386 500 / 3855
ሶማል፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ሓደ ኣባል ባይቶ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ሓደ ኣባል ባይቶ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Wednesday, 13 September 2023 ኣልሸባብ፣ ኣብ ዞባ ጋልምዱግ፣ ኤል ጋራስ እብ ዝተባህለት ሓውሲ ከተማ ኣብ ዘጻወዶ ነታጕ፣ መሓመድ ያር ዝተባህለ ኣባል ባይቶ ዝርቦም ሰለስተ ሰባት ከምዝተቐትሉ [...]
የመን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ተቐቲሎም

የመን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ተቐቲሎም

Radio Erena: Wednesday, 13 September 2023 ኣብ የመን፣ ናብ ሃገራት ወሽመት ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ስደተኛታታ፣ ንሓድሕዶም ኣብ ዘካየድዎ ባእሲን ዕግርግርን፣ ብውሕዱ 10 ካብኣቶም ከም [...]
ብሰንኪ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዋሕዲ ፓስፖርት ዘጋጠማ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ኣዚዛ

ብሰንኪ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዋሕዲ ፓስፖርት ዘጋጠማ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ኣዚዛ

Radio Erena: Tuesday, 12 September 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢምዎ ዘሎ ዋሕዲ ፓስፖርት ንምቕላል ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ገዚኡ። መርበብ ዜና ኢንተሊጀንስ ብዝቐረበ ዜና መሰረት፣ [...]
ጉጅለ 20 ዝሃብተማን ዝሓየላን ሃገራት፣ ንሕብረት ኣፍሪቃ ቀዋሚ ኣባልነት ሂቡ

ጉጅለ 20 ዝሃብተማን ዝሓየላን ሃገራት፣ ንሕብረት ኣፍሪቃ ቀዋሚ ኣባልነት ሂቡ

Radio Erena: Monday, 11 September 2023 ብG20 ዝፍለጥ ምትእኽኻብ 20 ሃብታማትን ሓያላትን ሃገራት፣ ኣብ ህንዲ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ንሕብረት ኣፍሪቃ ቀዋሚ ኣባልነት ከምዝሃበ ብወግዒ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ [...]
ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ 50 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትልእኽ’ያ

ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ 50 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: Monday, 11 September 2023 ሩስያ፣ ንሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ እኽሊ ሓገዝ ክትገብር ብዝኣተወቶ መብጽዓ፣ ኤርትራ 50 ሽሕ ቶን እኽሊ ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩ [...]
ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ግጭት ኣትዩ

ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ግጭት ኣትዩ

Radio Erena: Sunday, 10 September 2023 ሕብረት ኣፍሪቃ ምስ ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ዘተ ምክያዱ፤ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘለዎ ንዕቀት እዩ ኣርእዩ፤ ክብል ወተሃደራዊ መንግስቲ'ታ ሃገር ከሲሱ። ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ጉ [...]
ግብጺ፤ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብር ናብ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ትጠርዕ

ግብጺ፤ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብር ናብ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ትጠርዕ

Radio Erena: Sunday, 10 September 2023 ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ህዳሴ ዝወሰደቶ በይናዊ ውሳኔ ደው ከተብል፤ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ጸቕጢ ክገብረላ፤ ግብጺ ጸዊዓ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ፤ [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 70 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 70 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: Friday, 08 SEptember 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ተቐይዶም ዝጸንሑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ፣ ኣገልግሎት ዜና ቻይና -ሺንሁዋ ካብ ዓደን ሓቢሩ። ሺንሁዋ [...]
‘ኣፍሪቃ፣ ዝወሓደ ብከላ ኣከባቢ ዘለዋ  ክነሳ፣ ቀንዲ ግዳይ ትኸውን ኣላ’

‘ኣፍሪቃ፣ ዝወሓደ ብከላ ኣከባቢ ዘለዋ ክነሳ፣ ቀንዲ ግዳይ ትኸውን ኣላ’

Radio Erena: Thursday, 07 September 2023 ኣፍሪቃ፣ ብደረጃ ኣህጉር፣ ዝወሓደ ብከላ ኣከባቢ ዘለዋ ክነሳ ብኣንጻር እዚ እታ ቀንዲ ግዳይ ትኸውን ምህላዋ፣ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ ክሌማ ኣፍሪቃ ተገ [...]
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተኻየደ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት፣ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ምቅይያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን የካይዳ

ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተኻየደ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት፣ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ምቅይያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን የካይዳ

Radio Erena: Wednesday, 06 September 2023 ኣብ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝተኻየደ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት፣ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ምቅያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን የካይዳ ምህላወን [...]
1 48 49 50 51 52 386 500 / 3855