Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 47 48 49 50 51 386 490 / 3855
ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Sunday, 24 September 2023 መንግስቲ ሶማል፤ ንኣልሸባብ ንምድምሳስ ኣብ ተኸታታሊ ወተሃደራዊ ወፍሪ ተጸሚዱሉ ኣብ ዘሎ እዋን፤ ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልትኣዊ ዘተ ንምክያድ ሕቶ ኣቕሪቡ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልትኣዊ ዘተ ንምክያድ ሕቶ ኣቕሪቡ

Radio Erena: Friday, 22 September 2023 ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ዘተ ንምክያድ፣ ናብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሕቶ ከምዘቕረበ ተሓቢሩ። ምምሕዳር ትግራይ ነዚ ሕቶ ዘ [...]
ዩክሬይን፣ ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ ናይ ኣእካል መኻዚኖታት ኣብ ኬንያ ክትሃንጽ’ያ

ዩክሬይን፣ ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝቐንዐ ናይ ኣእካል መኻዚኖታት ኣብ ኬንያ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: Friday, 22 September 2023 ዩክሬይን፣ ናብ ሃገራት ምበራቕ ኣፍሪቃ ዝከፋፈል ኣእካል ዝኽዘነሉ ቦታታት፣ ኣብ ኬንያ ክትሃጽ ምዃና ኣፍሊጣ። ዩክሬይንን ኬንያን ናብዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ፕረዚደ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝካየድ መጥቃዕቲ ንዘጋጥም ዘሎ ብድሆታት ንምምካት ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝካየድ መጥቃዕቲ ንዘጋጥም ዘሎ ብድሆታት ንምምካት ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

Radio Erena: Thursday, 21 September 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ገስጋስ መጥቃዕቲ ሰራዊት እታ ሃገር ኣንጻር ኣልሸባብ ብድሆታት ገጢምዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት [...]
ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን39 ዓመት ኣብ ስልጣን ንዘሎ መራሒ ንምእላይ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ተባሂሉ ዝተጋውሐ ዜና ትነጽግ

ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን39 ዓመት ኣብ ስልጣን ንዘሎ መራሒ ንምእላይ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ተባሂሉ ዝተጋውሐ ዜና ትነጽግ

Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023 ብኮንጎ ብራዛቪል ኣብ እትፍለጥ፣ ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ን39 ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ንዘሎ፣ ፕረዚደንት ደኒ ሳሱ ንጌሶ ንምእላይ ፈተነ ወትሃደራዊ ዕልዋ ከምዝተኻየደ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ተኻይዱ

ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ተኻይዱ

Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023 ኣብ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቲ ብ18 መስከረም ዝተወልዐ ግጭት፣ ኣብ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ካርቱምን ፖርት ሱዳንን ክልተ መንግስታት ከይቀውም ይስጋእ

ሱዳን፣ ኣብ ካርቱምን ፖርት ሱዳንን ክልተ መንግስታት ከይቀውም ይስጋእ

Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023 ኣብ ሱዳን፣ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ፖለቲካዊ መፍትሒ ክርከበሉ ብዘይምኽኣሉ፣ ብክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት መንግስታት ካርቱምን ፖርትሱዳንን ከይቀውም ኣስጊኡ። [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታት ዳግም ይጎሃሃር

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታት ዳግም ይጎሃሃር

Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ወሎ፣ ኣብ እትርከብ ከተማ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ። እቲ [...]
ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርትስ ብወለንትኡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ

ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርትስ ብወለንትኡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ

Radio Erena: Thursday, 14 September 2023 ምስቲ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ኣብ ምስሕሓብ ዝጸንሐ ፍሉይ ወኪል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርት [...]
‘ክሳብ ንዕወት ኵናት ክቕጽል’ዩ።’ ፕረዚደንት ሶማል

‘ክሳብ ንዕወት ኵናት ክቕጽል’ዩ።’ ፕረዚደንት ሶማል

Radio Erena: Thursday, 14 September 2023 ኣንጻር ኣልሸባብ ዝጀመሮ ካልኣይ መድረን ወሳኒን መጥቃዕቲ ከምቲ ዝተጸበዮ ክዕወተሉ ዘይክኣለ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሃሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ሕጂ'ውን ኵናት ክቕጽል ምዃኑ [...]
1 47 48 49 50 51 386 490 / 3855