Category: ኣህጉራዊ ዜና
ደቡብ ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም ጁባ ክትግምግሞ እያ
Radio Erena: Wednesday, 18 October 2023
ደቡብ ሱዳን ኣብ 2020 ኣብ መንጎ ብሰንደቕ ዕላማ ሰውራዊ ግንባር ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ሓይልታት፣ ዕጡቓትን ዘይዕጡቓትን ጉጅለታት ዝፈረመቶ ስምምዕ ሰላም ጁባ ንምግም [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት መንግስቲ ተቐቲሉ
Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ሓደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ከምዝተቐትለ ተሓቢሩ።
ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተሓቢሩ።
እቲ ካብ 14 ጥቅምቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ 3% ካብ ተመሃሮ ጥራይ ናብ ዩኒቨርሲቲ ይሓልፉ
Radio Erena: Monday, 16 October 2023
ኣብ ኢትዮጵያ መሕለፊ ፈተና(ማትሪክ) ናብ ዝለዓለ ትምህርቲ ካብ ዝወሰዱ ክዕሊ 845 ሽሕ ተመሃሮ እቶም 27 ሽሕ ጥራይ ከምዝሓለፉ እዚ ድማ 3 ሚእታዊት ጥራይ ከምዝኾነ [...]
ሱዳን: ናይ ሰላም ተስፋ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይቕህም
Radio Erena: Monday, 16 October 2023
ኩናት ሓድሕድ ጀነራላት ሱዳን 6ይ ወርሑ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ሞት ሰላማውያን ሰባት፣ ስቓይ፣ ዕንወት፣ ከውርድ እንከሎ ሚልዮናት ሰባት ድማ ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛ [...]
ፕሮፌሰር ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ክላውድያ ጎልዲን፣ 3ይቲ ጓለንስተይቲ ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል ስነ ቁጠባ ኮይና
Radio Erena: Friday, 13 October 2023
ፕሮፌሰር ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ክላውድያ ጎልዲን ናይ 2023 ተዓዋቲት ሽልማት ኖብል ስነ ቁጠባ ብሙኻን ሽልማት ዓቲራ።
እቲ ትማሊ ሰኑይ 9 ጥቅምቲ ንፕሮፌሰር ሃርቫ [...]
ኒጀር፣ ፖለቲካዊ ኩነታትን ባህርያዊ ሓደጋን ዘኸተሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ይብእስ
Radio Erena: Friday, 13 October 2023
ኒጀር ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝጸንሐ ብልሽውናን፣ ለውጢ ክሊማ ዘኸተሎ ባህርያዊ ሓደጋን ብሚልዮናት ዝቑጸር ህዝቢ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ከም ዘሎ፣ ምውህሃድ ሰብኣዊ ሓገዛት ው [...]
ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝኾኑ ስደተኛታት ዘሰጋግሩ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም
Radio Erena: Thursday, 12 October 2023
ኣብ ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳን ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጸዓነት ናይ ፖሊሲ መኪና ብፖሊስ ከምዝተታሕዘት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ኣብታ [...]
ባንክ ዓለም ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ክብል ጸዊዑ
Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023
ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ፣ ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ካብ ክልቲኡ ወገናት ግዳያት ሞት፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭት ዝተመዛበሉ ንምሕጋዝ ናይ 358 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትሓትት
Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023
ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ኣብ ሞንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ሚልዮናት ድማ ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎምን [...]