Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣሜሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበስልጣን ሱዳን ነበር እገዳ ኣንቢራ
Radio Erena: Thursday 07 December 2023
ንሰላም፡ ጸጥታን ምርግጋእን ሱዳን ኣብ ምድኻም ሰሪሖም ብዝብል ክሲ`ዮም ድማ ተኣጊዶም። እቶም ሰበስልጣናት ነበር ጣሃ ዑስማን ኣሕመድ ኣል ሑሴን (ታሃ)፣ ሚኒስተር [...]
ኤውሮጳ፣ ስግኣታት ሓደጋ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ
Radio Erena: THURSDAY, 07 December 2023
ኮሚሽነር ውሽጣዊ ጉዳያት ሕብረት ኤውሮጳ ይልቫ ጆሃንሰን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ኲናት እስራኤልን ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስን ዘስዓቦ፣ ኣብ ቅነ በዓ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ኮሌራ ልዕሊ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 07 December 2023
ኣብ ሱዳን ብልዑል ናህሪ ይላባዕ ከምዘሎ ዝተጠርጠረ ሕማም ኮሌራ፣ ልዕሊ 5 ሽሕ ሰባት ከምዘጥቀዐን ልዕሊ 160 ድማ ከምዝቐተለን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
እ [...]
ጂቡቲ፣ ዝወንጨፈታ ሳትላይት ኣብ መጽናዕቲ ክሌማ ከተገልግል ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: Thursday, 07 December 2023
ጂቡቲ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ዝወንጨፈታ ሳትላይት ኣብ መጽናዕቲ ክሌማ ከተገልግል ምዃና ገሊጻ።
እታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብ11 ሕዳር፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ካ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ደቡባዊ ምዕራብ፡ ተላባዒ ሕማማት ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይኑ ተባሂሉ
Radio Erena: Tuesday, 05 December 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ደቡባዊ ምዕራብ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ተላባዒ ሕማማት፡ ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ።
ዘ ሪፖርተር፤ ንመግለጺ መንግስቲ ናይ [...]
ሶማል፡ ን30 ዓመታት ተነቢሩላ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ተላዒሉ
Radio Erena: Tuesday, 05 December 2023
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ካብ 1992 ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ሶማል ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ኣልዒሉ።
እቲ ካብ ባሕቲ ታሕሳስ ኣትሒዙ ተላዒሉ ዘሎ እ [...]
ቀይሕ ባሕሪ: ሑቲ ተወሰኽቲ መራኽብ ‘እስራኤል’ የጥቅዑ
Radio Erena: Monday, 04 December 2023
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ዕጡቓት ሑቲ የመን: ኣብ ልዕሊ ክልተ ደቡብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዓለምለኻዊ ማያት ዝንቀሳቐሳ ዝነበራ 'ናይ እስራኤል እየን' ዝበልወን ናይ ንግዲ መራ [...]
ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ብፈደረሽን ክቑረና የማዕድዋ
Radio Erena: Monday, 04 December 2023
ሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ብዓርቢ ሓደ ታሕሳስ ተራኺቦም ናይ ክልተ መዓልቲ ዝርርብ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ቀረባ መጻኢ ሃገራቶም ብፈደረሽን ተቖሪ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብርቱዕ ዝናብ ብዘኸተሎ ውሕጅ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ተመዛቢሉ
Radio Erena: Friday, 01 December 2023
ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብዚ እዋን'ዚ ምስ ኤል ኒኖ ዝተኣሳሰር ብርቱዕ ዝናብን ውሕጅን የጋጥሞ ከምዘሎ ኦቻ ገሊጹ።
ኬንያ፣ ኢትዮጵያን ሶማልያን በዚ ሕጂ ዘሎ ዝናብ ኤል [...]
ኣብ ኤውሮጳ ዓመታዊ ልዕሊ 3,000 ደቂንስትዮ ብመጻምድተን ወይ ብኣባላት ስድራቤተን ይቕተላ
Radio Erena: Wednesday, 29 November 2023
ዓመታዊ ዝካየድ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምውጋድ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ትማሊ ቀዳም 25 ሕዳር ተኸቢሩ።
ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ዓመት ልዕሊ 3,000 ደቂንስትዮ ብመ [...]