Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 36 37 38 39 40 386 380 / 3855
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኢትዬጵያ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣባላቱ ጠቕሊሎም ኣዚዙ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኢትዬጵያ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣባላቱ ጠቕሊሎም ኣዚዙ

Radio Erena: Thursday, 21 December 2023 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኢትዬጵያ ዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣባላቱ ጠቕሊሎም ክወጹ ምዃኖም ኣፍሊጡ። እቲ ባንክ፡ ብ20 ታሕሳስ ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፡ ሓይል [...]
ወሰኽ ተጠቃምነት ኤለክሮኒካዊ-ሽጋራ ብትሕቲ ዕድመ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

ወሰኽ ተጠቃምነት ኤለክሮኒካዊ-ሽጋራ ብትሕቲ ዕድመ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023 ውድብ ጥዕና ዓለም 88 ሃገራት ኤለክሮኒካዊ-ሽጋራ ዝዕደገሉ ገደብ ዕድመ ከምዘይብለንን 74 ሃገራት ድማ ንዕኡ ዝምልከት ዝኾነ ይኹን መምርሒ ከምዘይብለን ኣተሓሳሲ [...]
ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ሑቲ ንምክልኻል፣ ሓድሽ ሓይሊ ዕማም ባሕሪ ቆይሙ

ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ሑቲ ንምክልኻል፣ ሓድሽ ሓይሊ ዕማም ባሕሪ ቆይሙ

Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023 ጸሓፊ ሚኒስተር ምክልኻል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሎይድ ኦስቲን ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ዕጡቓት ሑቲ ንምክልኻል ዝዓለመ ሓድሽ ሓይ [...]
ሱዳንን ቻድን፣ ሓድሕድን ዲፕሎማሰኛታት ይሰጓ

ሱዳንን ቻድን፣ ሓድሕድን ዲፕሎማሰኛታት ይሰጓ

Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023 ቻድ፣ ን17 ዲፕሎማሰኛታት ሱዳን ክትሰጉግ እንከላ፣ ሱዳን ብወገና ን3 ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ቻድ ኣብ ካርቱም ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጹ ኣዚዛ። እዘን ክልተ [...]
ጂቡቲ፣ ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታ ክቕጽል እንተኾይኑ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ

ጂቡቲ፣ ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታ ክቕጽል እንተኾይኑ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023 ጂቡቲ፣ ካብ 1971 ኣትሒዙ ምስ ፈረንሳ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝን ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታን ክቕጽል እንተኾይኑ፣ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ንም [...]
ሱዳን: ኲናት ርእሰ-ከተማ ሕርሻ ‘ዋድ ማዳኒ’

ሱዳን: ኲናት ርእሰ-ከተማ ሕርሻ ‘ዋድ ማዳኒ’

Radio Erena: Monday, 18 December 2023 ሱዳናዊት ከተማ 'ዋድ ማዳኒ' ካብ ከተማ ካርቱም 136 ኪሎሜተር ናብ ደቡባዊ ምብራቕ ኣብ ገማግም ፈለግ ኒል ተደኩና ትርከብ:: ኣስታት ፍርቂ ምልዮን ተቐማጢ ዘለ [...]
ኬንያ: ዓቕሚ ሰባ ናብ ሰደድ ትልእኽ

ኬንያ: ዓቕሚ ሰባ ናብ ሰደድ ትልእኽ

Radio Erena: Monday, 18 December 2023 ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ዝሓለፈ ዓመት መራሒ ሃገሩ ኮይኑ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ኣትሒዙ ቀንዲ ስርሑ ኬንያውያን ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ወጻኢ ሃገር ስራሕ ከምዝረኽቡ [...]
ኮቪድ 19 ዘጎናደቦ ዓለምለኻዊ ቱሪዝም እንደገና ይበራበር

ኮቪድ 19 ዘጎናደቦ ዓለምለኻዊ ቱሪዝም እንደገና ይበራበር

Radio Erena: Friday, 15 December 2023 ብመሰረት ጸብጻብ ውድብ ቱሪዝም ዓለም፣ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2023 ዝነበረ ግዜ፣ 975 ሚልዮን በጻሕቲ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ምብጻሕ ኣካይዶም። እ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 83 ሓደስቲ ብሕማም ኮሌራ ዝተጠርጠሩ ሰባት

ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 83 ሓደስቲ ብሕማም ኮሌራ ዝተጠርጠሩ ሰባት

Radio Erena: Friday, 15 December 2023 ምቁጽጻር ለበዳ ሚኒስትሪ ጥዕና ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 83 ሓደስቲ ብሕማም ኮሌራ ዝተጠርጠሩ ሰባት ከም ዝመዝገበ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልላት ገዳረፍን ገዚራን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ብደብዳብ ድሮን  10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ብደብዳብ ድሮን 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Thursday, 14 December 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ደቡባዊ ወሎ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ይግለጽ ኣሎ። እቲ መሳለምያን ቀይ ዋሻን ኣብ ዝተባህ [...]
1 36 37 38 39 40 386 380 / 3855