Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 349 350 351 352 353 386 3510 / 3855
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝተኻየደ ዘተ ብዘይፍረ ተዛዚሙ

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝተኻየደ ዘተ ብዘይፍረ ተዛዚሙ

Radio Erena: 08 April 2018  ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝተኻየደ ዘተ ብዘይፍረ ተዛዚሙ። ኣልጀዚራ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዱር ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬ [...]
ኣመሪካ ኣብ ጂቡቲ እተካዪዶ ናይ ወተሃደራውያን ነፈርቲ ንጥፈታት ደው ከተብሎ መንግስቲ’ታ ሃገር ጸዊዑ

ኣመሪካ ኣብ ጂቡቲ እተካዪዶ ናይ ወተሃደራውያን ነፈርቲ ንጥፈታት ደው ከተብሎ መንግስቲ’ታ ሃገር ጸዊዑ

Radio Erena: 08 April 2018 ኣመሪካ ኣብ ጂቡቲ እተካዪዶ ናይ ወተሃደራውያን ነፈርቲ ንጥፈታት ንግዚኡ ደው ከተብሎ መንግስቲ’ታ ሃገር ጸዊዑ። መንግስቲ ጂቡቲ ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕርብ ዘሎ፣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ምስ ነፈርቲ ኲ [...]
ብሰንኪ ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ተደናጉዩ ዝጸንሐ ዝርርብ ኣብ ጉዳይ ናይል ጀሚሩ

ብሰንኪ ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ተደናጉዩ ዝጸንሐ ዝርርብ ኣብ ጉዳይ ናይል ጀሚሩ

Radio Erena: 06 April 2018 ብሰንኪ ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ተደናጉዩ ዝጸንሐ ዝርርብ ኣብ ጉዳይ ናይል ኣብዚ ሰሙን'ዚ ከምዝጀመረ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ኣሕመድ ኣቡ ዘይድ ገሊጹ። ንሱ ብዝሃቦ መግለጺ መሰረ [...]
ሱዳን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ብፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ተኸሲሱ

ሱዳን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ብፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ተኸሲሱ

Radio Erena: 05 April 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ዝነበረ ሳድቕ ኣል ማህዲ ብፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝኸሰሶ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ገሊጸን። ኣኽባር ሕጊ ሱዳን፣ ናብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ [...]
ጅቡቲ፣ ኣብ ልምምድ ዝነበረት ነፋሪት ኵናት ኣመሪካ ወዲቓ

ጅቡቲ፣ ኣብ ልምምድ ዝነበረት ነፋሪት ኵናት ኣመሪካ ወዲቓ

Radio Erena: 05 April 2018 ኣብ ጅቡቲ፣ ኣብ ወተሃደራዊ ልምምድ ዝነበረት ነፋሪት ኵናት ኣመሪካ ከምዝወደቐት ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እታ AV-8B Harrier ዝዓይነታ ዝተራቐቐት ነፋሪት ኵናት ብሰሉስ 3 ሚያዝያ፣ [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻእን ሓለፍቲ ጸጥታን ሱዳንን ግብጽን ኣብ ካርቱም ክዝትዩ’ዮም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻእን ሓለፍቲ ጸጥታን ሱዳንን ግብጽን ኣብ ካርቱም ክዝትዩ’ዮም

Radio Erena: 03 April 2018 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻእን ሓለፍቲ ጸጥታን ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብዚ ወርሒ'ዚ ኣብ ካርቱም ክዝትዩ ምዃኖም ንኣምባሳደር ግብጺ ኣብ ሱዳን ብምጥቃስ ጋዜጣ ኣል ማስሪ ኣል ዮም ሓቢራ። ሱዳንን ግብጽን [...]
ስምምዕ ኮቶኖ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ቀንዲ ዛዕባኡ ክኸውን ጠለብ ቀሪቡ

ስምምዕ ኮቶኖ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ቀንዲ ዛዕባኡ ክኸውን ጠለብ ቀሪቡ

Radio Erena: 01 April 2018 ሕብረት ኤውሮጳ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካሪብያንን ፓሲፊክን ዝኣትዎ ስምምዕ ንጉዳይ ስደተኛታት ከጠቓልል ኣለዎ ክብሉ ሰበስልጣን ኤውሮጳ ኣተሓሳሲቦም። እዚ ብ’ኮቶኖ ኣግሪመንት’ ዝፍለጥ ስምምዕ ከብ [...]
ቐጠር ኣብ ስዋኪን ናይ ሱዳን ወደብ ክትሃንጽ’ያ

ቐጠር ኣብ ስዋኪን ናይ ሱዳን ወደብ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 01 April 2018 ቐጠር ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን እተካዪዶ ዘላ ገዚፍ ወፍሪ፣ ንመላእ’ቲ ዞባ ናይ ምዕባለ ኣፍደገ ዝኸፍት’ዩ ክብል ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ዓሊ ኣሕመድ ሓሚድ ገሊጹ። ካብ ከተማ ዶውሓ ዝተመሓላለፈ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሕ/ ኢ/ ዓረብ ስጉምቲ ክወስድ መንግስቲ ሶማል ጸዊዑ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሕ/ ኢ/ ዓረብ ስጉምቲ ክወስድ መንግስቲ ሶማል ጸዊዑ

Radio Erena: 30 March 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንሉኡላውነት ሶማል ትግህስ ብምህላዋ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊኣ ስጉምቲ ክወስድ መንግስቲ ሶማል ጸዊዑ። መንግስቲ ሶማል ነዚ ዝጽውዕ ዘሎ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረ [...]
ምርጫ ግብጺ፣ ፕረዚደንት ሲሲ ከምዝተዓወተ ይግለጽ

ምርጫ ግብጺ፣ ፕረዚደንት ሲሲ ከምዝተዓወተ ይግለጽ

Radio Erena: 30 March 2018 ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ከምዝተዓወተ ይንገር ኣሎ። ውጽኢት ናይቲ ካብ 26 ክሳብ 28 መጋቢት ዝተኻየደ ምርጫ ብወግዒ [...]
1 349 350 351 352 353 386 3510 / 3855