Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሑቲ፣ ብሰብ ኣልቦ በራሪ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት የመን ተቐቲሎም
Radio Erena: 11 January 2019 ሑቲ፣ ብሰብ ኣልቦ በራሪ (ድሮን) ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ሰልፊ ዝነበሩ ብውሕዱ ሓሙሽተ ወትሃደራት መንግስቲ የመን ከምዝቐተለ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ብሓሙስ 10 ታሕሳስ፣ ኣብ ወትሃደራ [...]

ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ
Radio Erena: 10 January 2019 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሶማል እትርከብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ። ብሰሉስ 8 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ፣ 20 ሕጹያት ንውድድር ዝቐረብሉ ምርጫ ርእሰ ምምሕ [...]

ዚምባብዌ፣ ሓካይምን መማህራንን ይእድሙ
Radio Erena: 10 January 2019 ዚምባብዌ፣ መማህራንን ሓካይምን ናይ ናብራ ምምሕያሽ ብምጥላብ፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ የካይዱ ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ካብ ሃራረ ሓቢረን። ኣማኢት ሓካይም እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣ [...]

ኢትዮጵያ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዓስኪሩ ዘሎ ሰራዊታ ካብ ምንቅስቓስ ደው ኣቢላቶ
Radio Erena: 09 January 2019 ኢትዮጵያ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዓስኪሩ ዝርከብ ሰራዊት ናይ ምንቅስቓስ መደባት ደው ከተብሎ ከምዝወሰነት ምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ሓቢሩ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ምስ ስእነት መድሃኒታት ብዝተሓሓዝ ንሚኒስተር ጥዕና ካብ ስልጣኑ ሰጕጉዎ
Radio Erena: 09 January 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰብ ኣልበሽር፣ ንሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር ኣቡዛይድ ሙስጠፋ ካብ ስልጣኑ ከምዝሰጎጎ ኣገግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢራ። እቲ ፕረዚደንት ነቲ ሚኒስተር ካብ ስልጣኑ ዝሰጕ [...]

ህዝቢ ከባቢ ሽረ፣ ካብቲ ከባቢ ዝንቀሳቐስ ሰራዊትን ኣጽዋርን ከምዝዓገተ ተገሊጹ
ኣብ ክልል ትግራይ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ዝስሕበሉ ዝነበረ እዋን ብነበርቲ ከባቢ ሽረ ከምዝተዓግተ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ 10ታት ወትሃደራውያን መካይን ዝተጻዕነ ሰራዊትን [...]
ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ብገበን ዝሕተቱ ሰበስልጣን ነበር ናብ ፖሊስ ከረክቦም ጸቕጢ ክግበረሉ ኣለዎ ኢሉ
Radio Erena: 06 January 2019 ላዕለዋይ ኣኽባር ሕጊ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ብገበን ዝሕተቱ ሰበስልጣን ነበር ናብ ፖሊስ ከረክቦም ጸቕጢ ክግበረሉ ኣለዎ ኢሉ። ቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ ኣብ ፓርላማ’ታ ሃገር ቀሪ [...]
ኣመሪካ ንፕረዚደንት ኣልበሽር ውሕስነት ብዘለዎ መንገዲ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዘቕረበቶ ሓሳብ ተነጺጉ
Radio Erena: 06 January 2019 ኣመሪካ ንፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ውሕስነት ብዘለዎ መንገዲ ካብ ስልጣኑ ክእለ እተቕርቦ ዘላ ሓሳብ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ተቓወምቲ ሓይልታት’ታ ሃገር ገሊጾም። ኮሙኒስት ፓርቲ ሱ [...]
ሑቲ፣ ንሰላማዊ ህዝቢ ዝተለገሰ እኽሊ ዝጸዓና 72 ዓበይቲ መካይን ዘሚቱ
Radio Erena: 06 January 2019 ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ናይ የመን፣ ንሰላማዊ ህዝቢ ዝተለገሰ እኽሊ ዝጸዓና 72 ዓበይቲ መካይን ከምዝሃገረ ተገሊጹ። ኣል ሻርቕ ኣልኣውሳጥ ብ5 ጥሪ ኣብ ዝዘገሖ ሓበሬታ፣ ዓለማዊ ውድብ መግቢ፣ ረ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝተመርሐ ልኡኽ ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ
Radio Erena: 04 January 2019 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ዋንግ ዩ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ሚኒስተር ብሓሙስ 3 ጥሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝ [...]