Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 284 285 286 287 288 390 2860 / 3892
ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 November 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ሃዳንደዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ክሞቱ ከለዉ 24 ድማ ከም ዝቖሰሉ ማሕበር ሓካይም እታ ሃገር ገሊ [...]
ሕቡራት ኢማራትን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

ሕቡራት ኢማራትን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 21 November 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ክገብራ ዘኽእለን መዘክር ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ሓቢሩ። ነቲ ስምምዕ ብ19 ሕዳር ኣብ ዱባይ ዝኸተሙ፣ ብወገን ኢትዮ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ ብዕጡቓት ሑቲ ምትሓዛ ተገሊጹ

ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ ብዕጡቓት ሑቲ ምትሓዛ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 November 2019 መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብጡቓት ሑቲ ከምዝተታሕዘት ንግስነት ስዕዲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፣ ዋንነት ደቡብ ኮርያ ዝኾነ፣ ኣብ [...]
“ሱዳን ካብ መዝገብ ሽብራ ክትስረዝ እንተኾይና፣ ቅድመ ኩነት ዘለዎ መስርሕ’ዩ”  ቲቦር ናዢ

“ሱዳን ካብ መዝገብ ሽብራ ክትስረዝ እንተኾይና፣ ቅድመ ኩነት ዘለዎ መስርሕ’ዩ” ቲቦር ናዢ

Radio Erena: 19 November 2019 "ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ከም መባእስቲ ኣይንሪኣን ኢና" ክብል ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ቲቦር ናዢ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ንሱ ብተወሳ [...]
ሶማል፣ ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ

ሶማል፣ ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ

Radio Erena: 19 November 2019 ሶማል ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት ቀዳማይ ሚኒስተር ሓሰን ዓሊ ኻይረ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭ፣ ኣብ ፓሪስ ተራ [...]
ብራስለስ፣ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ

ብራስለስ፣ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 18 November 2019 ኣብ ቤልጁም ዝርከቡ ዜጋታት ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም 10ታት ዝኾኑ ሰልፈኛታት፣ ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝ [...]
ሶማል፣ ጸግዒ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት ወይ ቀጠር ክትሕዝ ኣብ ቀጻሊ ጸቕጢ ምህላዋ ፕረዚደንት ፋርማጆ ገሊጹ

ሶማል፣ ጸግዒ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት ወይ ቀጠር ክትሕዝ ኣብ ቀጻሊ ጸቕጢ ምህላዋ ፕረዚደንት ፋርማጆ ገሊጹ

Radio Erena: 18 November 2019 ሶማል፣ ጸግዒ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት ወይ ቀጥር ክትሕዝ ኣብ ቀጻሊ ጸቕጢ ከምዘላ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ገሊጹ። ንሱ፣ ኣብ ናይ ኬንያ ዑደቱ፣ ኣብዚ ሳልስ [...]
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 12 ሽሕ ማሕበራት ክዕጸዋ ኣዚዙ

መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 12 ሽሕ ማሕበራት ክዕጸዋ ኣዚዙ

Radio Erena: 18 November 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 12 ሽሕ ማሕበራት ክዕጸዋ ምእዛዙ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማርዮ ኦቢጋ ካኒኣ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር፣ ንሬድዮ ፍራንስ ኢንተርናሽናል ኣብ ዝሃቦ ሓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘ዩኒቨርሲታት ክሳብ ምዕጻው ስጉምቲ ክንወስድ ኢና’ ቀ/ሚ

ኢትዮጵያ፣ ‘ዩኒቨርሲታት ክሳብ ምዕጻው ስጉምቲ ክንወስድ ኢና’ ቀ/ሚ

Radio Erena: 17 November 2019 ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨሲታት ኢትዮጵያ ተጎሃሂሩ ዘሎ ብሄር ዘንቀሎ ግጭት ኣተኲሩ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ክሳብ ዩኒቨርሲቲ ምዕጻው ዝበጽሕ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝኽ [...]
ሶማልን ኬንያን ዝጸንሐን ምትፍናን ሰላማዊ መንገዲ ክፈትሓ  ተሳማሚዐን

ሶማልን ኬንያን ዝጸንሐን ምትፍናን ሰላማዊ መንገዲ ክፈትሓ ተሳማሚዐን

Radio Erena: 17 November 2019 ሶማልን ኬንያን ዝጸንሐን ምትፍናን ብዘተን ሰላማዊን መንገዲ ክፈትሓ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። ናይ ሶማል ዓብዱላሂ ፋርማጆ ናብ ኬንያ ብምጉዓዝ ምስ ኬንያዊ መዘንኡ ኡሁሩ ኬንያታ ድሕሪ [...]
1 284 285 286 287 288 390 2860 / 3892