Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 281 282 283 284 285 366 2830 / 3658
እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣየር ምክልኻል ተቕውም ኣላ ዝተባህለ፣ ግጉይ ሓበሬታ ሙዃኑ ተገሊጹ

እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣየር ምክልኻል ተቕውም ኣላ ዝተባህለ፣ ግጉይ ሓበሬታ ሙዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 July 2019 እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስራሕ ዘሎ ዝዓበየ ዲጋ፣ ናይ ኣየር ምክልኻል ተቕውም ኣላ ተባሂሉ ንዝወጸ ሓበሬታ፣ መንግስቲ እስራኤል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ማዕከናት ዜና እስራኤል ን [...]
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስ መላፍንቱ ዕጡቕ ሰራዊት ሱዳን ርክብ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ

ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስ መላፍንቱ ዕጡቕ ሰራዊት ሱዳን ርክብ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ

Radio Erena: 10 July 2019 ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስ መላፍንቱ ዕጡቕ ሰራዊት ሱዳን ርክብ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ። ኣብቲ ርክብ ንምስታፍ ብሚኒ ሚናዊ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ እውን ና [...]
ንህዝባዊ ናዕቢ ኣልጀሪያ ዝመርሑ በርጌሳውያን ማሕበራት፣ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ምርጫ ክካየድ ጠሊቦም

ንህዝባዊ ናዕቢ ኣልጀሪያ ዝመርሑ በርጌሳውያን ማሕበራት፣ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ምርጫ ክካየድ ጠሊቦም

Radio Erena: 10 July 2019 ንህዝባዊ ናዕቢ ኣልጀሪያ ዝመርሑ ተቓወምቲ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን፣ ኣብታ ሃገር ናጻ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ክካየድ ጸዊዖም። በርጌሳውያን ማሕበራት ኣልጀሪያ ብቀዳም 6 ሓምለ [...]
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትካላት ሜድያን ውልቀ ሰባትን ክሲ ክምስርት እዩ

ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትካላት ሜድያን ውልቀ ሰባትን ክሲ ክምስርት እዩ

Radio Erena: 09 July 2019 ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ገለ ውልቀሰባትን ትካላት ሜድያን ክሲ ክምስርት ሙዃኑ ተገሊጹ። ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል መጀር ጀነራል መሓመድ ተሰማ ብ7 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግ [...]
7 ሚልዮን ደቡብ ሱዳናውያን ሓደጋ ጥሜት የንጸላልዎም

7 ሚልዮን ደቡብ ሱዳናውያን ሓደጋ ጥሜት የንጸላልዎም

Radio Erena: 09 July 2019 ኣብ ደቡብ ሱዳን 7 ሚልዮን ዝኾኑ ሰባት ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ኣንጸላልዩዎም ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብታ ሃገር ዝነጥፍ ቆንስል ስደተኛታት ኖርወይ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ መተሓሳሰቢ መልእኽቲ፣ ውግእ ሓ [...]
ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ

ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ

Radio Erena: 08 July 2019 ንወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ። ኣልቡርሃን ብቀዳም 6 ሓምለ ንህዝቢ ሱዳን ኣብ ዘስመ [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ

ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 08 July 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ። ብርጌደር ጀነራል የሕያ ሳሪ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ እቲ መጥቃዕቲ ድሮ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ [...]
ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ተቓዊመን

ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ተቓዊመን

Radio Erena: 07 July 2019 ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ስምምዕ ኣብ ዝተበጽሓሉ ጽባሕ፣ ክልተ ውድባት ነቲ ስምምዕ ከምዘይተቐበላኦ ኣፍሊጠን። እተን ብሚኒ ሚናዊን ዓብደል ዋሂድ ኣልኑርን ዝምራሓ ውድባት ኣብ መግለጺአን፣ እዚ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ የሻቕል

ኢትዮጵያ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ የሻቕል

Radio Erena: 05 July 2019 ኣብ ኢትዮጵያ 871 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ከም ዝተጠቕዑ ሓላፊ ኢንስቲትዩት ጥዕና ኢትዮጵያ ጌታቸው ቶለራ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ሓቢሩ። በቲ ኣብ ክልላት ኦሮሞ፣ ኣምሓራ፣ [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም

ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም

Radio Erena: 03 July 2019 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ፣ ነፈርቲ ውግእ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ብውሕዱ 40 ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። በቲ ስደተኛታት ኣብ ዝተዓቝብሉ ቦታ፣ ታጁ [...]
1 281 282 283 284 285 366 2830 / 3658