Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ናብ ኣስታት 600 ኣውሪዳቶ
Radio Erena: 16 January 2020
ሱዳን ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ናብ ኣስታት 600 ከምዘውረደቶ ኣፈኛ ፍሉይ ሓይልታት ሰራዊት ብርጋደር ጀነራል ጀማል ኣደም ገሊጹ።
ንሱ ንንኣናዶሉ፣ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ፣ ኣ [...]

ምርጫ ኢትዮጵያ ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 15 January 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንወርሒ ግንቦት ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ እታ ሃገር፣ ብኣርባዕተ ኣዋርሕ ተናዊሑ።
ሓላፊት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብርቱኳን ሚደቕሳ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ መን [...]

Updated: ሰራዊት ሱዳን ዘካየዶ ኣድማ ደው ከምዝበለ ተሓቢሩ
Radio Erena: 15 January 2020
ሰራዊት ሱዳን፣ ትማሊ 14 ጥሪ ኣድማ ዘካየዶ ኣድማ ደው ከምዝበለ ሰበ ስልጣን ጸጥታ እታ ሃገር ሓቢሮም።
ገለ ክፋል ሰራዊት ሱዳን፣ ብዛዕባ ወሰኽ ደሞዝን ዕብየ ማዕረግን ብዝም [...]

ሕ/ኢ ዓረብ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳን ንምውናን ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 January 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳን ብክራይ ንምውናኑ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ኣቃሊዖም።
እታ ሃገር፣ ብዱባይ ብዝውነን ትካል DP world ኣቢ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊታ ከተዛይድ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 15 January 2020
ፈረንሳ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊታ ከተዛይድ ምዃና ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ቅናት ሳሕለ-ሳሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊ [...]

The E.U. Missing the Target
Radio Erena: 13 January 2020
Reporting for the New York Times from Brussels on 8 January, Matina Stevis-Gridneff uncovered appalling findings [...]

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝፈሸለ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብምትኳር፣ ኣብ ዋሽንግተን ህጹጽ ኣኼባ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 13 January 2020
ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝፈሸለ ዘተ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት፣ ዝርርብ ንምክያድ፣ ሎሚ ሰኑይ 13 ጥሪ፣ ኣብ ዋሽንገተን ህጹጽ [...]

ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ
Radio Erena: 12 January 2020
ናይታ ኣብ ኢራን ወዲቓ ዝተሓምሸሸት ንብረት መንገዲ ኣየር ዩክረይን ዝኾነት፣ ቦይንግ 737 ነፋሪት፣ መንግስቲ ኢራን ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ።
እታ ካብ ተህራን ተበጊሳ ነዊሕ ከይበረረት [...]

ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጽ ገዚፍ ወጻኢታት ተካይድ ኣላ
Radio Erena: 10 January 2020
ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሓይሊ ኣየርን ሓይሊ ባሕርን እታ ሃገር ብዘመናዊ መልክዕ ንምህናጹ ገዚፍ ወጻኢታት የካይድ ከምዘሎ ወትሃደራውያን [...]

ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ’ታ ሳተላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል ዝተሰንዐ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 10 January 2020
ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ'ታ ዝሓለፈ ወርሒ ሳትላይት ጽዒና ካብ ቻይና ናብ ህዋ ዝተላእከት መንኮርኮር ዝዘርግሕዎ ኣሳእል ዝተሰንዐ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ።
እ [...]