Category: ኣህጉራዊ ዜና

ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ሕጂ’ውን ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ
Radio Erena: 05 April 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንወርሒ ነሓሰ ክካየድ ኣናዊሑዎ ዝጸንሐ ሓፈሻዊ ምርጫ’ታ ሃገር፣ ሕጂ’ውን ናብ ካልእ ግዜ ከምዘሰጋገሮ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብዚ ሕጂ [...]

ሱዳናዊ ስደተኛ፣ ኣብ ፈረንሳ ብናይ ካራ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ቀቲሉ ሰለስተ ብኸቢድ ኣቝሲሉ
Radio Erena: 04 April 2020
33 ዓመት ዝዕድሚኡ ሱዳናዊ ስደተኛ፣ ሎሚ ቀዳም 04 ሚያዝያ፣ ኣብ ደቡባዊ ፈረንሳ ብዘካየዶ ናይ ካራ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ክቐትል እንከሎ ብውሕዱ 7 ሰባት ድማ ኣቝሲሉ።
ሰለስተ [...]

ኣልሸባብ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዘካየዶ መጥቃቲ ብውሕዱ ክልተ ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 April 2020
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዘካየዶ መጥቃቲ ብውሕዱ ክልተ ተቐቲሎም።
ኣብቲ ብ31 መጋቢት፣ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ሶማል፣ ዞባ ጌዶ፣ ጋ [...]

ሶማልያ፣ ብኮሮና ቫይረስ ብከቢድ ንዝተሃስየት ኢጣልያ ንምሕጋዝ 20 ሓካይም ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 29 March 2020
ሶማልያ፣ ብኮረና ቫይረስ ብከቢድ ተሃስያ ንዘላ ኢጣልያ ንምሕጋዝ 20 ሓካይም ክትልእኽ ምዃና መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ንኣፈኛ 'ቲ መንግስቲ፣ እስማዒል ሙክታር ብምጥቅስ ማዕከ [...]

ኢትዮጵያ፤ ‘’ዘተ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብሰንኪ ምትእትታው ኣመሪካ’ዩ ደው ኢሉ’’
Radio Erena: 29 March 2020
ንጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዘተ ብሰንኪ ምትእትታው ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ደው ከምዝበለ ተገሊጹ።
ሚኒስተር ሃብቲ [...]

ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ
Radio Erena: 29 March 2020
ፖሊስ ኬንያ፣ ንጸሎት ዝተሃከቡ ህዝቢ ክብትን ኣብ ዝፈተነሉ፣ ግጭት ከምዝተላዕለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
መንግስቲ ኬንያ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሰዓታት እቶ እቶ [...]

ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና
Radio Erena: 26 March 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ንዘለወን ውህሉል ዕዳ ክስርዘለን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተማሒጺኑ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብጉጅለ [...]

ሚ/ምክልኻል ሱዳን ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ
Radio Erena: 26 March 2020
ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን፣ ሜጀር ጀነራል ጀማለዲን ዑመር፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ናብ ጁባ ኣብ ዝገሸሉ እዋን፣ ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ።
እቲ [...]

ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም
Radio Erena: 25 March 2020
ሃገራት ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ዶባተን ይዓጽዋን ናይ ውሸባ ግዜ ይእውጃን' የን ዘለዋ።
መንግስቲ ኡጋንዳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ዝኣወጆ ናይ ውሸባ ግዜ፣ ካብታ ሃገር ኣ [...]

ሞዛምቢክ፣ 64 ኢትዮጵያውያን ኣብ ኮንተይነር ሞይቶም ተረኺቦም
Radio Erena: 24 March 2020
ኣብ ሞዛምቢክ፣ 64 ኢትዮጵያን ኣብ ኮንተይነር ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ኣረጋጊጹ።
ንሳቶም፣ ኣብ ኮንተይነር ተዓሺጎም፣ ብናይ [...]