Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሱዳን፣ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ተኣጊደን
Radio Erena: 11 June 2020
ኣብ ሱዳን ዝርከባ ሓያሎ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን፣ ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ዝእግድ ኣዋጅ ወጺኡ።
እቲ ብኮሚቴ ምምላስ ዝተጠፋፍአ ሃብቲ ሃገር ብ9 ሰነ ዝወጸ ኣዋጅ፣ ኣብ ሱዳን ብ [...]

“ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ገሊጻ”
Radio Erena: 11 June 2020
ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ንሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ኣንጀሊና ቴኒ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ካብ ጁባ ሓቢረን።
እታ ሚኒስተር ኣብ [...]

“ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ትግህስ ብምህላዋ፣ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና።” ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሶማል
Radio Erena: 10 June 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ምግሃስ ትቕጽሎ ስለዘላ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣሕመድ ዒሰ ዓዋድ ኣጠንቂቑ።
እቲ ሚኒስተር ምስ [...]

የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 June 2020
ኣብ ደቡባዊ ዞባ ኣብያን፣ ንእትርከብ ከተማ ጃዓር ንምቑጽጻር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ የመንን ብሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ከምዝተኻየደ ምንጭታት ዜና የ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ናብ ባይቶ ጸጥታ ልኢኻ
Radio Erena: 09 June 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝምሕጸን ደብዳቤ፣ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
[...]

ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ቀቲላቶ
Radio Erena: 08 June 2020
ሰራዊት ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ሰሜን ኣፍሪቃ፣ ዓብደልማሊክ ድሩክደል፣ ኣብ ማሊ ከምዝቐተሎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር ምክልኻል ፈረንሳ፣ ፍሎረንስ ፓርልይ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ እቲ ንሓያሎ ዓ [...]

ኢትዮጵያ ብግዴታ ዝመለሰቶ ኣብራር ነፋሪት ጂቡቲ፣ “ናብ ጸላኢት ሃገር-ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ
Radio Erena: 07 June 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ 20 ወርሒ ሚያዝያ ናብ ጅቡቲ ዝመለሶ፣ ጂቡታዊ ኣብራሪ ነፋሪት፣ ኣቐዲሙ ናብ ኤርትራ "ክኸድዕ" መደብ ኔርዎ ዝብል ክሲ ከምዝተመስረተሉ ፓሪስ ዝመደበሮም ተጣበቕ [...]

ምስ ኮሮና ቫይረስ ብዝተኣሳሰር፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ብዉሑዱ 127 ጋዜጠኛታት ሞይቶም
Radio Erena: 07 June 2020
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ከስፋሕፍሕ ካብ ዝጀመረሉ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ብዉሑዱ 127 ጋዜጠኛታት ከምዝሞቱ ተገሊጹ።
ጀኔቫ ዝመደበሩ ፕረስ ኤምብለም ካምፐይን [...]

ግብጺ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ እያ ተባሂሉ ንዝወጸ መግለጺ፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ነጺጉዎ
Radio Erena: 07 June 2020
ግብጺ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወተሃደራዊ መዓስከር ክትሃንጽ እያ ተባሂሉ ንዝወጸ መግለጺ፣ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ።
ማዕከናት ዜና ደቡብ ሱዳን ኣብ ዘቃለሖኦ ሓበሬታ፣ ግብጺ ብ [...]

ዚምባብወ፣ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታታ ተወሺቦምሉ ካብ ዝነበሩ ማእከላት ናይ ዝሃደሙ ስም ዝርዝር ወግዓዊ ገይራ
Radio Erena: 07 June 2020
ዚምባብወ፣ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታታ ተወሺቦምሉ ካብ ዝነበሩ ማእከላት ናይ ዝሃደሙ ስም ዝርዝር ወግዓዊ ገይራ።
መንግስቲ ዚምባብወ ብኮሮና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ዜጋታቱ ኣስማት ዝር [...]