Category: ኣህጉራዊ ዜና

መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን ብዛዕባ ደሞክራሲ ደሪፍኩም ብምባል ቀዪዱ
Radio Erena: 27 September 2020
መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን፣ ብዛዕባ ደሞክራሲ ጎስጒስኩም ብምባል ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዉ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ።
እቶም ስነጥበባውያን ካብ ጎረባብትኹም ‘ተረቢሽና’ [...]

ግብጺ፣ እሱራት ንምህዳም ኣብ ዝፈተንሉ፣ 7 ሰባት ተቀቲሎም
Radio Erena: 25 September 2020
ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ካብ ዝርከብ ድጓና፣ እሱራት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ብ23 መስከረም [...]

ሶማል፣ ምሉእ ደገፍ ባይቶ ዝረኸበ ሓድሽ ቀ/ሚ ስልጣን ተረኪቡ
Radio Erena: 25 September 2020
ኣብ ሶማል፣ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝተረቑሐ፣ መሓመድ ሑሰን ሮብለ፣ ካብ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ምሉእ ደገፍ ድሕሪ ምርካቡ ስልጣን ተረኪቡ።
215 ኣባላት ባይቶ ሶ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ’ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 24 September 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ክካየድ ዝተወሰነ ምርጫ፣ ኣብ ትግራይ'ውን ክካየድ ምዃኑ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣቶ ታገሰ ጫፎ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣፈኛ፣ ኣብ ትግራይ ኣቐዲሙ ዝተ [...]

ካሜሩን፣ 45 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 24 September 2020
ንካሜሩን ን45 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ፖል ቢያ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ከተማ ያውንደ ዝተኻየደ፣ ናዕቢ ዝተሓወሶ ና [...]

ፕረዚደንት ዛምብያ፣ “ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ምርጫ እንተተሳዒረ፣ ድሌት ህዝቢ ከኽብር’የ” ኢሉ
Radio Erena: 23 September 2020
ኣብ ዛምብያ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ እንተተሳዒሩ፣ ድሌት ህዝቢ ብምኽባር ስልጣኑ ከምዝሓድግ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኤድጋር ሉንጉ ኣፍሊጡ።
እቲ ፕረዚደ [...]

ግብጺ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝቐንዐ ተቓውሞ ምክያዱ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 September 2020
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ግብጺ፣ ኣንጻር ፕረዚንደን ኣል ሲሲ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ኣቃሊሐን።
ብመሰረት እተን መርበባት ዘቕር [...]

ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ስምምዕ ምስ እስራኤልን ምልዓል እገዳ ኣመሪካን ዘተኮረ ዘተ ምክያደን ተገሊጹ
Radio Erena: 23 September 2020
ፕረዚደንት ሉኣላዊት ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል መሰጋገሪ መንግስቲ ፣ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ንምምኽኻርን ንምምይያጥን፣ ኣብ ሕቡራት ኢማራ [...]

ቦትስዋና፣ ልዕሊ 300 ሓራምዝ ብሃንደበት ዘጽነተ ምስጢር፣ መርዚ ሰበባ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 22 September 2020
ኣብ ቦትስዋና፣ ኣብ መጀመርያ'ዚ ዓመት'ዚ፣ ኣስታት 330 ሓራምዝ ብሃንደበት ዘጽነተ ምኽንያት መንቀሊኡ ሰበባ ምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ፣ ትማሊ ሰኑ [...]

ሶማል፣ ኣብ 5 ኣዋርሕ ሰለስተ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ወዲቐን
Radio Erena: 21 September 2020
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛዱሾ ፣ ናይ ጽዕነት ነፋሪት ወዲቓ ተሓምሺሻ።
እታ ሰብኣዊ ሓገዛት ከምዝጸንዓነት ዝተሓበረተ ነፋሪት፣ ብ19 መስከረም፣ ካብ መዓርፎ ነፈርሪ ሞቛዱሾ ተበ [...]