Category: ኣህጉራዊ ዜና

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ከብቅዕ ተማሕጺኑ
Radio Erena: 01 December 2020
ጸሓፉ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ተማሕጺኑ።
ማይክ ፖምፐዮ፣ ብ30 ሕዳር ኣብ ዝ [...]

ሶማል፣ ንኣምባሳደር ኬንያ ሰጕጓ
Radio Erena: 01 December 2020
መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ ዝርከብ ኣምባሳደሩ ክስሕብ እንከሎ፣ ንኣምባሳደር ኬንያ ድማ ናብ ሃገሩ ከምዘፋነዎ ኣፍሊጡ።
ፈደርላዊ መንግስቲ ሶማል ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደ፣ ግብር [...]

ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 December 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ሞርታራት ዝርከቦ ብርክት ዝበለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን-ሱና ሓቢሩ።
ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብቲ ዞባ ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ተ [...]

ብጸሓፊ ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ኣብ ሶማልን ጂቡቲን ንዝርከቡ ሰራዊት ሃገሩ በጺሑ
Radio Erena: 30 November 2020
ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ ክሪስ ሚለር ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣብ ሶማልን ጂቡቲን ንዝርከቡ ሰራዊት ሃገሩ በጺሑ።
እቲ ግዝይዊ ሚኒስተር ምክልኻል፣ ኣብ ካብ [...]

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሱዳን ናይ ዝርከቡ ስደተኛታት ኩነታት ንምዕዛብ ናብታ ሃገር በጺሑ
Radio Erena: 30 November 2020
ሱዳን፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝተመዛብሉ ልዕሊ 10ታት ኣሽሓት ሓደስቲ ስደተኛታት ንምትእንጋድ ኣብ እትዳለወሉ ዘላ እዋን፣ ላዕለዋይ ኮሚሽነ ስደተኛታት ሕቡራት [...]

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ታሪኻዊ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 29 November 2020
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካይዱ።
ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ክበጽሕ፣ ኣብ ታሪኽ ዝምድና ክልቲኤን ሃገራት ናይ መጀ [...]

ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 7 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 November 2020
ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ብዕለት 27 ሕዳር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ግዚያ [...]

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ንዝቐርብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ
Radio Erena: 26 November 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ብሓያሎ መራሕቲ ሃገራትን ውድባትን ንዝቐረብ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ ሰላም ጻውዒት ነጺጉ።
ዛጊት፣ ብደቡብ ኣፍሪቃ፣ ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብ [...]

ጂቡቲ፣ ምስ እስራኤል ዝምድና ከምዘይትምስርት ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 26 November 2020
መስርሕ ሰላም እስራኤልን ፍልስጤምን ጽቡቕ ክቕጽል እንተዘይክኢሉ፣ ጂቡቲ ምስ እስራኤል ዝኾነ ዓይነት ዝምድና ከምዘይትምስርት፣ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ኣፍሊጡ።
ንሱ ምስ 'ዘ [...]

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማል፣ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም
Radio Erena: 25 November 2020
ኣብ ገማግም ባሕሪ፣ ብውሕዱ ሓሙሽተ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።
ሓያሎ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብ23 ሕዳር፣ ብሓያል ህቦብላን ማዕበልን እናተደፍኡ ናብ [...]