Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት ሳሶ ንጌሶ፣ ንተወሳኺ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ኣብ ምርጫ ክወዳደር’ዩ
Radio Erena: 22 December 2020
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዘለዎ መራሕቲ ሓደ ዝኾነ፣ ፕረዚደንት ኮንጎ ብራዛቪል፣ ደኒ ሳሶ ንጌሶ፣ ዝመጽእ ወርሒ መጋቢት ኣብ ዝካየድ ምርጫ [...]

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ምስ ምርጫ ተተሓሒዙ ናዕብን ተቛውሞን ኣብ ዝሕይለሉ ዘሎ እዋን፣ ንወዱ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይልታት ክኸውን ደጊሙ ሸይምዎ
Radio Erena: 21 December 2020
ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሚሴቬኒ፣ ምቅይያራት ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ንሓያሎ ኣዘዝቲ [...]
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ሓድሽ ወጥሪ ሰፊኑ
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ሓድሽ ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ሱዳን ገሊጸን።
እዚ ሓድሽ ወጥሪ፣ እቲ ብጃንጃዊድ ዝፍለጥ ዝነበረ ብምልሻ ዝቖመ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብቲ ዶባት ክተኣኻኸብ ብምጅማሩ ከምዝተፈጥረ ተ [...]

ሓላፊ ጸጥታን ምልሻን ምዕራብ ትግራይ ዝነበረ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓላፊ ጸጥታን ምልሻን ምዕራብ ትግራይ ዝነበረ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዎ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣፍሊጠን።
እቲ እንኳኣየነው መሰለ ዝተባህለ ሓላፊ ምልሻ፣ ኣብ ባዕከር፣ ሑመራን ቃፍታን ዝበሃል ከባቢታት ኣብ ልዕ [...]

ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዛሕቲሉ ዘሎ ዝምድና ከተመሓይሽ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 18 December 2020
ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዝጸንሓ ዝሕቱል ዝምድና፣ ከተመሓይሾ ከምእትደሊ፣ ናብ ሞቛድሾ በጺሑ ንዝተመልሰ ላዕለዋይ ዲፕሎማስያዊ ልኡኽ ግብጺ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ኣል ሞኒተር ሓቢሩ።
[...]

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን፣ ጃባል ኣቡጡዩር ንዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ካቢነ ሚኒስተራት ሱዳን ኮኒኑ
Radio Erena: 17 December 2020
ሰራዊት ኢትዮጵያን ሚሊሻን፣ ዶብ ብምስጋር ኣብ ከባቢ ኣል ፋሺጋ፣ ጃባል ኣቡጡዩር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ሓለዋ ንዝነበረ ሰራዊት ሱዳን መጥቃዕቲ ምፍጻሞም፣ ካቢነ ሚኒስተር ሱዳ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ከብል ከምዝወሰነ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 December 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝህቦ ዝነበረ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ከብል ከምዝወሰነ VRT ዝተባህለ ማዕከን ዜና ጀርመን ሓቢሩ።
እቲ ሕብረት፣ ንኢትዮጵያ ዝመደቦ 90 ሚልዮን [...]

ሶማል፣ ፕርዚደንት ፋርማጆ፣ ምርጫ ንምድንጓይ ዝገብሮ ዘሎ ፈተነታት ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 17 December 2020
ፕረዚደንት ሶማል፣ ምርጫ እታ ሃገር ንምድንጓይ ፈተነታት ይገብር ምህላዉ ዝቓወሙ ኣሽሓት ዜጋታት እታ ሃገር፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ኣብቲ ብረቡዕ 16 ታሕሳስ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ወደብ ጀዳ፣ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ
Radio Erena: 16 December 2020
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ወደብ ጂዳ፣ መልህቓ ኣውሪዳ ዝነበረት ናይ ነዳዲ እትመላልስ መርከብ፣ መጥቃዕቲ ከምዝተፈጸማ ተገሊጹ።
ወናኒ እታ መርከብ ዝኾነ ናይ ሲንጋፖርት ኩባንያ ብዝሃ [...]

ሱዳን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ብወግዒ ተሰሪዛ
Radio Erena: 16 December 2020
ሱዳን፣ ሽበራ ካብ መዝገብ ሽበራ ዝምውላ ሃገራት ብወግዒ ከምዝተሰረዘት ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ካርቱም ኣፍሊጡ።
እቲ ኤምባሲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ንሱዳን ካብ [...]