Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሱዳን፣ ዘለዋ ዕዳ ንምኽፋል ዘኽእላ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ካብ ኣመሪካ ንምርካብ ትጽበ
Radio Erena: 06 January 2021
ሱዳን፣ ዘለዋ ዕዳ ንምኽፋል፣ ካብ መንግስቲ ኣመሪካ ናይ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትጽበ ምህላዋ ተገሊጹ።
ባይቶ ኣመሪካ፣ ብሰኑይ ኣብ ዘቕረቦ እማመ፣ እቲ ንሱዳን ክወሃ [...]

ኣብዚ ዓመት’ዚ ምርጫ ካብ ዘካይዳ 11 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብውሕዱ ኣብተን ኣርባዕተ ግጭታት ክጎሃሃር ተኽእሎ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 January 2021
ኣብዚ ዓመተ 2021፣ ኣብ 11 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫ ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ።
ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ፣ ሶማል፣ ኡጋንዳን ቻድን ገለ ካብተን ኣብዚ ዓመት'ዚ ምርጫ ከካይዳ ወጢነን [...]

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክቕጽል ተወጢኑ ዝነበረ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ሱዳን ካብ ምስታፍ ቦኺራ
Radio Erena: 05 January 2021
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክቕጽል ተወጢኑ ዝነበረ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ሱዳን ካብ ምስታፍ ስለዝቦኸረት ተሰሪዙ።
ኣብቲ ን3ን 4ን ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ዝተ [...]

ግብጺ፣ ንሱዳን ምሉእ ደገፍ ከምዘለዋ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ
Radio Erena: 05 January 2021
ግብጺ፣ ንሱዳን ኣብ ኩሉ መዳያት ዘለዋ ደገፍ ከተረጋግጽ ከምእትደሊ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ነዚ ዝገለጸ፣ ብምኽንያት መበል 65 ዓመት ናጽነ [...]

ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ምህናጽ ጽርግያ ተዋፊሩ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ኩባንያ ቱርኪ መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 04 January 2021
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ምህናጽ ጽርግያ ተዋፊሩ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ኩባንያ ቱርኪ፣ መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ተሓቢሩ።
በቲ ብ2 ጥሪ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ክልተ ቱርካውያን ዝርከብዎ [...]

ኢትዮጵያ፣ ካብ ወጻኢ ዝተለቅሓቶ ኣስታት 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 04 January 2021
ኢትዮጵያ፣ በብግዜኡ ካብ ዝተፈላለያ ፊናንስያውያን ትካላትን ሃገራትን ክትልቅሖ ዝጸንሐት፣ ኣስታት 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዋ ሚኒስትሪ ገንዘብ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍ [...]

ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ
Radio Erena: 03 January 2021
ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተደናጉዩ ዝጸንሐ ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ።
እዚ ንኤርትራ ጥራይ ዘይጸምበረ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ድሕሪ ምምስራት [...]

ኢትዮጵያ፤ ‘ኣብ እዋን ናዕቢ ብሰራዊት መንግስቲ ዝተቀትሉ ይበዝሑ’ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ
Radio Erena: 03 January 2021
ድሕሪ ሞት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንደሳን ብዝሰዓበ ናዕብን ናይ ዝወረደ ዕንወት ከጻርይ ዝጸንሐ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ጸብጻቡ ብወግዒ ኣቕሪቡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣብ [...]

መንግስቲ ግብጺ ካብ መራሕቲ ኢትዮጵያ መብርሂ ይሓትት
Radio Erena: 03 January 2021
ግብጺ፣ ንጉዳይ ምምላእ ዲጋ ተሃድሶ፣ ውሽጣዊ ጸገማታ ንምሽፋን ትጥቀመሉ ኣላ ብምባል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝሃቦ ቃል፣ ነጺጋቶ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ዝነበረ ዲና ሙፍቲ፣ መንግ [...]