Category: ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ኣልሸባብ’ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ
Radio Erena: 29 June 2021
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ'ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ።
እቶም ኣብ ርእሰ-ከተማ ናይታ ምምሕዳር፣ ከባቢ ጋልካዮ ብመስርዕ ዝተረሸኑ ሰባት፣ በብ [...]
ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ሃብቲ ረኺቦም
Radio Erena: 28 June 2021
ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ፣ 127 ኪሎ ግራም ዝምዘን ክቡር ማዕድን ረኺቦም።
እቶም ኣስታት 35 ዝኾኑ የመናውያን፣ ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣቢሎም፣ ኣስታት 2 [...]
ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 June 2021
ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ማዕከናት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን።
እቲ ዲጋ፣ ንኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ጽሩይ ዝስተ ማይ ከባ [...]
ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም
Radio Erena: 27 June 2021
ኣህጉራዊ ትካል ሓካይም ብዘይዶብ፣ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ሰለስተ ኣባላቱ፣ ‘ኣዝዩ ዘሰምብድ’ ብምባል ዝተሰመዖ ጓሂ ገሊጹ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ስጳኛዊት ማሪያ ሀርናንደዝ፣ ኢ [...]
መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ
Radio Erena: 27 June 2021
መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ።
ብመሰረት’ዚ ሓድሽ ተኣታትዩ ዘሎ ምትዕርራይ፣ ኣብ መንግስቲ ዝግበር ዝነበረ ወጻኢታት ጎዲሉ፣ ናብ ማሕበራዊ ዕዳጋታት ዝያዳ ከተኩር [...]
‘ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ናጻን ርትዓዊን ኣይነበረን’ ሕ.መ.ኣ.
Radio Erena: 27 June 2021
ኢትዮጵያ ብ21 ሰነ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ናጻን ርትዓዊን ኣይነበረን ክትብል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊጻ።
ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዓርቢ 25 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ህዝባዊ ምር [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ምክያዱ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም
Radio Erena: 25 June 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብ22 ሰነ፣ ቶጎጋ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ፣ ሰለማውያን ሰባት ምቕታሉ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም።
በቲ ኣብ ማእከል ዕዳጋ'ዩ ተኻይዱ [...]
ሩስያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝጀመረቶ ርክብ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘትያ
Radio Erena: 21 June 2021
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ሚኒስተር ምስ ሩስያዊ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ብዛዕባ’ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ብህጹጽ ክዝቲ፣ ሱዳን ሓቲታ
Radio Erena: 24 June 2021
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕብ ዘሎ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ክዝቲ መንግስቲ ሱዳን ሓቲቱ።
እቲ መንግስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብሰሉ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ቀጠር ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ
Radio Erena: 24 June 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 2017 ኣትሒዙ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝምድናኣ ምስ ቀጠር፣ ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ።
ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ሉኡል መንሱር ቢን ካሊድ ኣ [...]