Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 185 186 187 188 189 364 1870 / 3637
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብምስጢር ክታበት ጸረ ኮረና ወሲዱ ኢላ ንዘቃለሐት ጋዜጣ ክኸሳ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብምስጢር ክታበት ጸረ ኮረና ወሲዱ ኢላ ንዘቃለሐት ጋዜጣ ክኸሳ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 06 April 2021 ፕረዚደት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብምስጢር ክታበት ጸረ ኮረና ወሲዱ ኢላ ዘቃለሐት ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር ኣብ ቤት ፍርዲ ክኸሳ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ነታ ጋዜጣ ክኸሳ ምዃ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናብ መኣዲ ዘተ ተመሊሰን

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናብ መኣዲ ዘተ ተመሊሰን

Radio Erena: 06 April 2021 ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ብዝምልከት፣ ኣብ ምስሕሓብ ዝርከባ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጺን፣ ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ ናብ መኣዲ ዘተ ተመሊሰን። ወከል [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጽንኩርን ኣድካሚን ናይ ደባይ ኵናት ተሸሚማ ከምዘላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተኣሚኑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጽንኩርን ኣድካሚን ናይ ደባይ ኵናት ተሸሚማ ከምዘላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተኣሚኑ

Radio Erena: 06 April 2021 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጽንኩርን ኣድካሚን ናይ ደባይ ኵናት ተሸሚማ ከምዘላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ተኣሚኑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብቀዳም 3 ሚያዝያ፣ ኣብ ዝሃቦ መግ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵይ ዝምድንኣ ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተሓቢሩ

ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵይ ዝምድንኣ ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተሓቢሩ

Radio Erena: 05 April 2021 ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵያ ዝኾና ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ቁጠባ፣ ጸጥታን ወትሃደራውያን ዘተኮረ ዝምድናታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተንተንቲ ፖ [...]
ሶማል፣ ኣብ ዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ ዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 05 April 2021 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራት ኣብ ዝተኻየደ፣ ክልተ ተኸታታሊ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ 9 ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም። ናይቲ ብቀዳም 03 ሚያዝያ ዝተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ብዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭት፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ዛጊት ብዝሖም ዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ብዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭት፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ዛጊት ብዝሖም ዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Friday, 02 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣  ብሰንኪ'ቲ ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሎም። ክልላዊ መንግስቲ [...]
ሱዳንን ግብጽን ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጀመርኦ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን

ሱዳንን ግብጽን ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጀመርኦ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: Friday, 02 April 2021 ሱዳንን ግብጽን፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጀመረኦ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ሓባራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ መንግስታዊ ማዕኸን ዜና ግብጺ ሓቢሩ። እቲ ብ31 መጋቢት ዝተኻየደ ሓ [...]
ሱዳን፣ ንግዳያት መጥቃዕቲ ኤምባሲታት ኣመሪካ፣ ዝልኣኸቶ 335 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ፣ ኣመሪካ ኣብ ሕሳባ ከምዝኣተወ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ንግዳያት መጥቃዕቲ ኤምባሲታት ኣመሪካ፣ ዝልኣኸቶ 335 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ፣ ኣመሪካ ኣብ ሕሳባ ከምዝኣተወ ኣፍሊጣ

Radio Erena: Friday, 02 April 2021 ሱዳን፣ ንግዳያት ናይቲ ኣብ 1998፣ ኣብ ኬንያን ታንዛንያን ዝርከብ ኤምባሲታት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝውዕል፣ 335 ሚልዮን ዶላር፣ ካሕሳ ከምዝኸፈለት ኣመሪካ ኣፍሊጣ። [...]
‘ካብ ግብጺ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር’ዩ።’ ፕረዚደንት ግብጺ

‘ካብ ግብጺ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር’ዩ።’ ፕረዚደንት ግብጺ

Radio Erena: 31 March 2021 ካብ ግብጺ፣ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር ምዃኑ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣጠንቂቑ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብምኽንያት ሓንቲ ዓባ [...]
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 31 March 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ በብእዋኑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ቤንች ማጂ፣ ጉራፈርዳ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ራድ [...]
1 185 186 187 188 189 364 1870 / 3637