Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ክትልግስ’ያ
Radio Erena: 02 September 2021
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልግስ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍለጠ፣ ድሕሪ'ቲ ብ29 ነሓሰ፣ ኣብ ጀርመን ከተማ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ወትሃደራዊ ዝምድናአን ንምሕዳስ ዘትየን
Radio Erena: 02 September 2021
ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ዝምድናአን ንምሕዳስ ኣብ ዝብል ዛዕባ፣ ዘተ ከምዘካየዳ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እዘን ክልተ ሃገራት ነዚ ዝዘተያ፣ ብጠቕ [...]
ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን ኣውጺኣ
Radio Erena: 01 September 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ብመንገዲ እታ ሃገር ንዝካየድ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን ከምዘውጽአ ኣፍሊጡ።
እቲ ካብ መወዳእታ 2021 ክሳብ 2023 ዝጸንሕ ውጥን፣ [...]
ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ የቋምት
Radio Erena: 01 September 2021
ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ደገፍ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ የቋምት ከም [...]
“ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣማኢት ተቐቲሎም፣ ልዕሊ 90 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም።”
Radio Erena: 31 August 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ኣማኢት ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 90 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ከምዝተመዛበሉን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰ [...]
ህወሓት፣ ‘ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ለውጢ ከምጽእ እዩ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነት’ዩ’
Radio Erena: 30 August 2021
ህወሓት፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንፕረዚደንት ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ ከም ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ገይሩ ምምዛዙ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ።
ህወሓት ብኣፈኛኡ ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፣ ሕብረት ኣ [...]
ዩጋንዳ፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ
Radio Erena: 30 August 2021
መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ንዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእተዎ ተገሊጹ።
ንዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ዝመርሕ ዝነበረ ዩጋንዳዊ መጀር ጀነራል [...]
‘ማሕበራዊ ቅርጺ ኢትዮጵያ ዓይንና እንዳረኣና ይበርስ ኣሎ’፤ ኣንቶንዮ ጉተረዝ
Radio Erena: 29 August 2021
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ናብ ካልኦት ዞባታት’ታ ሃገር ብምስፍሕፍሑ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከጋጥም እዩ፣ ክብል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ኣንቶንዮ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ
Radio Erena: 29 August 2021
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ።
ካብ ቤት ጽሕፈት’ቲ ሕብረት ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ፕረዚደንት ናይጀሪያ ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ፣ ፍሉ [...]
ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከቡ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ዘርጊሓ
Radio Erena: 29 August 2021
ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከቡ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ዘርጊሓ።
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዘውጸኦ መጠንቀቕታ፣ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ፣ ግጭት [...]