Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 164 165 166 167 168 364 1660 / 3639
‘ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማል ናይ ዝተቐትሉ ሰላማውያን ሰባት ሓላፍነት ዝወስድ፣ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ እዩ’ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሶማል

‘ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማል ናይ ዝተቐትሉ ሰላማውያን ሰባት ሓላፍነት ዝወስድ፣ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ እዩ’ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሶማል

Radio Erena: 18 August 2021 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማል ናይ ዝተቐትሉ ሰላማውያን ሰባት ሓላፍነት ዝወስድ፣ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ እዩ፣ ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሶማል ከሲሱ። ዝሓለፈ ሰሙን ዓቃብ ሰ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ክጅምር፣ ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ከቢድ ጸቕጢ ይግበረሉ ከምዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ክጅምር፣ ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ከቢድ ጸቕጢ ይግበረሉ ከምዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 17 August 2021 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ክጅምር፣ ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ከቢድ ጸቕጢ ይግበረሉ ከምዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ። ብመሰረት መንግስታዊ ማዕከ [...]
ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ’ዩ።

ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ’ዩ።

Radio Erena: 17 August 2021 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ’ዩ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣቃሊሐን። ኣልበሽር ኣብ ዳርፉር ፈጺሙዎ ብዝበሃል ገበናት ኣንጻ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋሊኮማ (ዓፋር) ንዝተኻየደ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ብዝምልከት ንዘውጸኦ መግለጺ ተቓዊሞም

ሓይልታት ትግራይ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋሊኮማ (ዓፋር) ንዝተኻየደ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ብዝምልከት ንዘውጸኦ መግለጺ ተቓዊሞም

Radio Erena: 16 August 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋሊኮማ (ዓፋር) ንዝተኻየደ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ብዝምልከት ንዘውጸኦ መግለጺ ዘለዎም ተቓውሞ ገሊጾም። ካብ ቤት ጽሕፈት ዩኒሴፍ ሄንሪየታ ፎ [...]
ኣንጻር ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ኣሎ

ኣንጻር ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: 16 August 2021 ኣንጻር ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ካብ ኣባላት’ቲ ማቻር ዝመርሖ ሰልፊ SPLM- [...]
ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ

ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ

Radio Erena: 15 August 2021 ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበለቶ ተገሊጹ። ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ስሞም ክጥቀሱ ካብ ዘይደለዩ ዲፕሎማስያዊያን ምንጭታቱ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ገሊጻ

ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ገሊጻ

Radio Erena: 15 August 2021 ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ተገሊጹ። ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን ናይ ክልተ መዓልቲ ናይ ቱርኪ ዑደቱ ዛዚሙ ንሃገሩ ኣብ ዝተመልሰሉ [...]
‘ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ምሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ፈጺሞም’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

‘ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ምሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ፈጺሞም’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 13 August 2021 ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ኣትዮምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ከምዝፈ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን እናዓረገ ንዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ፣ ንምህድኡ ተበግሶ ክትወስድ ምሕጽንታ ቀሪቡ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን እናዓረገ ንዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ፣ ንምህድኡ ተበግሶ ክትወስድ ምሕጽንታ ቀሪቡ

Radio Erena: 13 August 2021 ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ካብ ግዜ ናብ ግዜና እናዓረገ ዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ ንምህድኡን፣ ክልቲኤን ሃገራት ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርባ፣ ስዑዲ ዓረብ ከም መንጎኛ ክትዋሳእ ጻዕርታት ይ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ህሉው ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብታ ሃገር ከምርሕ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ህሉው ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብታ ሃገር ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 13 August 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዝዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ'ዩ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዘም [...]
1 164 165 166 167 168 364 1660 / 3639