Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 163 164 165 166 167 364 1650 / 3639
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ብዝሒ ናብ 7.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ብዝሒ ናብ 7.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

Radio Erena: 22 August 2021 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ብዝሒ ናብ 7.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ። ሺን ሁዋ ካብ ካብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ቁጽሪ ናይቶም በዚ ቫ [...]
መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ክንቀሳቐሳ ዝጸንሓ ትካላትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ዓጽዩ

መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ክንቀሳቐሳ ዝጸንሓ ትካላትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ዓጽዩ

Radio Erena: 22 August 2021 መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ክንቀሳቐሳ ዝጸንሓ ትካላትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ዓጽዩ። ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዩጋንዳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እተን በዚ ሓድሽ ሕጊ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ

ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ

Radio Erena: 22 August 2021 ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝመሓላለፎ ሓበሬታ፣ መርሓ [...]
ዳዒሽ፣ ኣብ ፑንትላንድ ህላዌኡ ንምርግጋጽ መጥቃዕታቱ እንዳሓየለ ይመጽእ

ዳዒሽ፣ ኣብ ፑንትላንድ ህላዌኡ ንምርግጋጽ መጥቃዕታቱ እንዳሓየለ ይመጽእ

Radio Erena: 20 August 2021 ጥሩፍ ጉጅለ ዳዒሽ፣ ኣብ ፑንትላንድ ህላዌኡ ንምርግጋጽ መጥቃዕታቱ እንዳሓየለ ይመጽእ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና መልኪቱ። ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሶማል፣ ብረቡዕ 19 ነሓሰ ለይቲ ብዝፈነ [...]
የመን: ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝተጠቐዐ ህዝቢ ዘገልግል ሓገዝ ብህጹጽ ክለኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ

የመን: ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝተጠቐዐ ህዝቢ ዘገልግል ሓገዝ ብህጹጽ ክለኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 20 August 2021 ኣብ የመን ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝተጠቐዐ ህዝቢ ዘገልግል ሓገዝ ብህጹጽ ክለኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ። ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ቲም ለንደርኪን፣ ንጋዜጠ [...]
ቱርኪ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ሰላማዊ ምፍታሕ ንምርካብ ናይ ሽምግልና ቃል ኣትያ

ቱርኪ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ሰላማዊ ምፍታሕ ንምርካብ ናይ ሽምግልና ቃል ኣትያ

Radio Erena: 19 August 2021 ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣለዎ ኢሉ ከምዝኣምን ገሊጹ። ጣይብ ኤርዶዋን ኣብታ ሃገር ዑደት ምስ ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ [...]
ግብጺ፣ ንሶማል ኩሉ ዓይነት ሓገዛት ከተበርክት ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ

ግብጺ፣ ንሶማል ኩሉ ዓይነት ሓገዛት ከተበርክት ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 19 August 2021 ግብጺ፣ ንሶማል ኩሉ ዓይነት ሓገዛት ከተበርክት ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ። እዚ ዝተገልጸ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል መሓመድ ሑሴን ሮብለ፣ ኣብ ካይሮ ወዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣብ ዘካየደሉ ምዃኑ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ

Radio Erena: 18 August 2021 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ። ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ብዘውጸኦ ሓበሬታ መሰረት፣ እታ ሃገር ምስ ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ብምትሕ [...]
‘ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ’፡ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን

‘ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ’፡ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን

Radio Erena: 18 August 2021 ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ ክብል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ገሊጹ። ላዕለዎት ሰበስልጣን ቆንስል መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ዝተረኽቡሉ መበል 67 [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክነጥፋ ዝጸንሓ 11 በርጌሳውያን ማሕበራት መርመራ ይካየደለን

ኣብ ኢትዮጵያ ክነጥፋ ዝጸንሓ 11 በርጌሳውያን ማሕበራት መርመራ ይካየደለን

Radio Erena: 18 August 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ክነጥፋ ዝጸንሓ 11 በርጌሳውያን ማሕበራት መርመራ ይካየደለን ምህላዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ማሕበረሰብ ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ነዚ ዘፍለጠ፣ ናይ ዝመጽእ [...]
1 163 164 165 166 167 364 1650 / 3639