Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 104 105 106 107 108 387 1060 / 3868
ኢትዮጵያ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች፣ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች፣ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 06 November 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሕዎ ምስምሞዖም ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ናይ ሓጎስ መግለጺታት ኣብ ዝውሕዘሉ ዘሎ እዋን፤ ህዩማን ራይትስ [...]
ዩጋንዳ፣ ኢቦላ ንምቁጽጻር ሰዓታት እቶ እቶ ብሰለስተ ቅነ ተናዊሑ

ዩጋንዳ፣ ኢቦላ ንምቁጽጻር ሰዓታት እቶ እቶ ብሰለስተ ቅነ ተናዊሑ

Radio Erena: 06 November 2022 መንግስቲ ዩጋንዳ፤ ኣብታ ሃገር ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ኢቦላ ንምቁጽጻር ዝኣዘዞ ምዕጻው ክልተ ዞባታት፤ ብሰለስተ ቅነ ክናዋሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ማእከላይ ዩጋንዳ ጀሚሩ ናብ ከ [...]
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሕሙም ዝጸዓነት ኣምቡላንስ ብዕጡቓት ተጨውያ

ኬንያ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሕሙም ዝጸዓነት ኣምቡላንስ ብዕጡቓት ተጨውያ

Radio Erena: 04 November 2022 ኣብ ኬንያ ምስ ሶማል ኣብ ዘዋስን ዞባ ማንዴራ፣ ሓደ ሕሙም ዝጸዓነት ኣምቡላንስ ምስ መራሒኣን ክልተ ሰሞ ሞያ ሕክምናን ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ መንግስቲ ኬንያ ኣፍሊጡ። እቶም [...]
ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝሓጸረ ክምለሱ እንተዘይክኢሎም፣ ወለዶም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክውድቡ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝሓጸረ ክምለሱ እንተዘይክኢሎም፣ ወለዶም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክውድቡ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

Radio Erena: 03 November 2022 ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ዓዶም ክምለሱ እንተዘይክኢሎም፣ ወለዶም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክውድቡ ምዃኖም ኣጠንቂቖም። እቶም ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ባንክታት 20% ካብ ዘለቅሐኦ ብዝሒ ገንዘብ፣ ወርሓዊ ኣብ ሃገራዊ ካዝና ከቐምጣ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ

ኢትዮጵያ፣ ባንክታት 20% ካብ ዘለቅሐኦ ብዝሒ ገንዘብ፣ ወርሓዊ ኣብ ሃገራዊ ካዝና ከቐምጣ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ

Radio Erena: 03 November 2022 ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ባንክታት እታ ሃገር 20% ካብ ዘለቅሐኦ ብዝሒ ገንዘብ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ፣ ኣብ ሃገራዊ ካዝና ከቐምጣ ዘገድድ ኣዋጅ ኣውጺኡ። እተን ባንክታት፣ ናብ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ‘ሽርሒ’ ተቛሪጹ ኔሩ ዝበሎ መጻረዩ ነዳዲ ስርሑ ከምዝጀመረ መንግስቲ ገሊጹ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ‘ሽርሒ’ ተቛሪጹ ኔሩ ዝበሎ መጻረዩ ነዳዲ ስርሑ ከምዝጀመረ መንግስቲ ገሊጹ

Radio Erena: 03 November 2022 ኣብ ሱዳን፣ ካርቱም ዝመደበሩ ዝመጻረዩ ነዳዲ፣ ካብ ንጥፈታቱ ከምዝተሰናኸለ መርበባት ዜና ሓቢረን። እቲ መጻረዩ ነዳዲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ደው ዝበለሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ [...]
መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ ይካየድ ኣሎ

መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 02 November 2022 መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ኣልጀርያ፣ ከተማ ኣልጀርስ ይካየድ ኣሎ። እቲ ባሕቲ ሕዳር ዝተኸፍተ፣ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣአንጋዲት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ 27 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ 27 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም

Radio Erena: 02 November 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብውሕዱ 27 ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ተሓቢሩ። ኣብ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ተሳቲፎም፣ ካብ ቤኒሻንጉል [...]
ሶማል፣ ብቀዳም ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 በጺሑ

ሶማል፣ ብቀዳም ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 በጺሑ

Radio Erena: 01 November 2022 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብ ዝርከብ ህንጻ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ብቀዳም 29 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ማንታ መጥቃዕታት፣ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 100 ከምዝበጽሐ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማ [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ተናዊሑ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ተናዊሑ

Radio Erena: 31 October 2022 ካብ 25 ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክካየድ ብዝወጸ መደብ መሰረት፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝዛተዩ ዘለው ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንተወሳኺ ሰለስተ መዓልታት ክቕ [...]
1 104 105 106 107 108 387 1060 / 3868