Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 106 107 108 109 110 361 1080 / 3605
ሱዳን፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ህዝቢ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

ሱዳን፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ህዝቢ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

Radio Erena: 08 June 2022 ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን፣ ዓሊ ዓብደላ ኣደሮብ፣ ህዝቢ እቲ ዞባ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተሓቢሩ። ልፍንቲ ሓያሎ ቀቢላታት ቤጃ፣ ብሰኑይ 06 [...]
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማን ምክትላን ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግአን ክልተ መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ ፈጢሩ

መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማን ምክትላን ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግአን ክልተ መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena: 08 June 2022 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማ፣ ኣሚና ኣነት ኣሞንግን ምክትላ ቶማስ ታይቦዋን፣ ልዕሊ 500 ሽሕ ፓውንድ ዝዋግአን ክልተ ዘመናውያን መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ፣ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 በጺሐን

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 በጺሐን

Radio Erena: 07 June 2022 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 ከምዝበጽሓ መርበብ ሓበሬታ ሸንገን ቪዛ ኣፍሊጡ። በዓል መዚ ኣቭየሽን ናይቲ ሕብረት፣ ምስቲ ኣብ ዩክሬ [...]
‘ፕረዚደንት ባይደን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ተሰጋጊሩ።’

‘ፕረዚደንት ባይደን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ተሰጋጊሩ።’

Radio Erena: 07 June 2022 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ናብ ካልእ እዋን ከምዝተሰጋገረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እተ [...]
ብቻይና ዝተበገሰ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ 20 – 22 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ

ብቻይና ዝተበገሰ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ 20 – 22 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 06 June 2022 ብመንግስቲ ቻይና ዝተወደበን ዝተመወለን ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ 20 ክሳብ 22 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ'ዩ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለዋ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭይ ብውሕዱ 19 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭይ ብውሕዱ 19 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 June 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብውሕዱ 19 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ፖሊስ ናይቲ ክልል፣ ዑመር ሙስጠፋ ኣመልኪቱ። ኣብቲ ኣብ ዞባ ካሚሺ፣ ምምሕዳ [...]
ሰራዊት ሶማል፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ቀቲለ ኢሉ፣ ንካልእ መራሒ ድማ ከምዝማረኸ ሓቢሩ

ሰራዊት ሶማል፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ቀቲለ ኢሉ፣ ንካልእ መራሒ ድማ ከምዝማረኸ ሓቢሩ

Radio Erena: 06 June 2022 ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ዞባ ባኮል፣ ከተማ ቲየግሎው ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ንላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ገሊጹ። ቴሌቪዥን እታ ሃገር፣ ትማሊ ሰንበት 05 ሰነ፣ ንመግለጺ ሰራዊት [...]
ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታት ይቕጽል

ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታት ይቕጽል

Radio Erena: 05 June 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ ብኣልማማ ጋዜጠኛታት ምእሳር ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ካብ ሓያሎ ሃገራውያንን ኣህጉራውያንን ትካላት ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት፤ ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ [...]
የመን፣ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ብ2 ወርሒ ተናዊሑ

የመን፣ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ብ2 ወርሒ ተናዊሑ

Radio Erena: 05 June 2022 ኣብ የመን ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደውን ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብክልተ ወርሒ ክናዋሕ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ፍሉይ ልኡኽ'ቲ ውድብ ኣብ የመን ሃንስ ግሩንድ [...]
‘ሶማል፣ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ’ያ ዘላ።’ ፕረዚደንት ሸኽ ማሕሙድ

‘ሶማል፣ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ’ያ ዘላ።’ ፕረዚደንት ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 03 June 2022 ኣብ ሶማል፣ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። እቲ ብምርጫ ዝተዓወተ ፕረዚደንት፣ ኣብ 23 ግንቦት ስልጣን ድሕሪ ምርካቡ፣ ናብ ዞባታት እታ [...]
1 106 107 108 109 110 361 1080 / 3605