Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 102 103 104 105 106 364 1040 / 3639
ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ጂቡቲ ኣትዩ

ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ጂቡቲ ኣትዩ

Radio Erena: 18 July 2022 መራሕቲ ሶማልን ጂቡቲን፣ ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ሓባራዊ ጉዳያት ከምዝተመያየጡ ተሓቢሩ። ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘካይዶ ዘሎ ዑደት፣ ብ16 ሓምለ ናብ ጂቡ [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊታ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትስሕብ እያ

ኣመሪካ፣ ሰራዊታ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትስሕብ እያ

Radio Erena: 17 July 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሴታት ቲራንን ሳፊርን ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት ጆ ባይደን፤ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ብምክያድ፤ ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፤ 31 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፤ 31 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 July 2022 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፤ ብውሑዱ 31 ሰባት ተቐቲሎም። ኣብቲ ኣብ መንጎ በርቲን ሃውሳን ዝተባህሉ ክልተ ቀቢላታት ዝተወለዐ ግጭት፤39 ሰባት እው [...]
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶር. ሙላቱ ተሾመ፣ ወኪል ኢጋድ ኣብ ምርጫ ኬንያ ኮይኑ ተመዚዙ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶር. ሙላቱ ተሾመ፣ ወኪል ኢጋድ ኣብ ምርጫ ኬንያ ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 17 July 2022 በይናዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፤ ኣብ ኬንያ ንዝካየድ ምርጫ ዝሳተፍ ተዓዛቢ ጉጅለ ዝመርሕ በዓል ስልጣን መዚዙ። ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፤ ብዕለት 14 ሓም [...]
ኡጋንዳ፣ ንናህሪ ዋጋታት መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ዝተቓወሙ 25 ሰባት ተኣሲሮም

ኡጋንዳ፣ ንናህሪ ዋጋታት መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ዝተቓወሙ 25 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 15 July 2022 ኣብ ኡጋንዳ፣ በዕለቱ ንዝንህር ዘሎ ዋጋታት መግብን ሃለኽቲ ነገራትን ዝቃወም ሰልፊ፣ ኣብ ከተማ ጂንጃ ተኻይዱ። ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር ካብ ካማፓላ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ድሕሪ'ቲ ብ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ጎደናታት ካርቱም ኮፍ ብምባል ክካየድ ዝቐነየ ተቓውሞ፣ ፖሊስ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ተበቲኑ

ሱዳን፣ ኣብ ጎደናታት ካርቱም ኮፍ ብምባል ክካየድ ዝቐነየ ተቓውሞ፣ ፖሊስ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ተበቲኑ

Radio Erena: 14 July 2022 ካብ ድሮ ዒድ ኣትሒዙ ኣብ ጎደናታት ካርቱም ኮፍ ብምባል ክካየድ ዝቐነየ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ፖሊስ ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ ከምዝተበተነ ተሓቢሩ። ብድሩዓት ዝተሰነዩ ሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን፣ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ማይ ጸሎት ዝምለሱ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይልታት ጸጥታ ተኣሲሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ማይ ጸሎት ዝምለሱ ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይልታት ጸጥታ ተኣሲሮም

Radio Erena: 14 July 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ገዳም ሰንደፋ፣ ማይ ጸሎት ተሓጺቦም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝምለሱ ዝነበሩ ኣስታት 10ታት ኤርትራውያን፣ ብሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ከምዝተኣሰሩ ንኩነታቶም ብቐረባ ዝከታተሉ ዘ [...]
መራሒ ሱዳን፣ ንሓሙሽተ ጀነራላት፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ኣምባሳደር ክኾኑ መዲቡ

መራሒ ሱዳን፣ ንሓሙሽተ ጀነራላት፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ኣምባሳደር ክኾኑ መዲቡ

Radio Erena: 13 July 2022 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንሓሙሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ኣምባሳደር ክኾኑ ከምዝመደቦም ተፈ [...]
ሱዳን፣ ብዝሙት ዝተኸሰሰት ጓል 20 ዓመት መንእሰይ ብዳርባ እምኒ ክትቅተል ተፈሪዳ

ሱዳን፣ ብዝሙት ዝተኸሰሰት ጓል 20 ዓመት መንእሰይ ብዳርባ እምኒ ክትቅተል ተፈሪዳ

Radio Erena: 13 July 2022 ዞባዊ ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ብዝሙት ተኸሲሳ ንዝመጸቶ ጓል 20 ዓመት መንእሰይ፣ ብዳርባ እምኒ ክትቅተል ምውሳኑ፣ ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ወቒሰን። እታ ማርያም ኣልሰይድ ቲራብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 July 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ምህላዉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። በቲ ኤፍራታን ግድምን ኣብ ዝተባህለ [...]
1 102 103 104 105 106 364 1040 / 3639