Category: ዜና
ሲቪካውያን ማሕበራት ደቡብ ሱዳን፣ ኣንጻር መራሕቲ’ታ ሃገር ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም
Radio Erena: 26 August 2021
ሲቪካውያን ማሕበራት ደቡብ ሱዳን፣ ኣንጻር መራሕቲ’ታ ሃገር ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም።
እዚ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ክካየድ ተጸዊዑ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማ [...]
የመን ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ናይ 665 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ
Radio Erena: 26 August 2021
የመን ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ናይ 665 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ።
ኣይ.ኤም.ኤፍ. ነዚ ሓገዝ ዘበርከተ፣ የመን ኣትያቶ ካብ ዘላ ቁጠባዊን ሰብኣዊን ቅልውላው ንምውጻእ ዝዓለመ ምዃኑ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ’ ሕ.መ.ኣ.ን፣ ሕብረት ኤውሮጳን
Radio Erena: 25 August 2021
ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ ክብሉ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፣ ሕብረት ኤውሮጳን በብወገኖም ገሊጾም።
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ሰኑይ 23 [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ወሲኑ
Radio Erena: 25 August 2021
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።
ኣብዚ እዋን’ዚ ኢትዮጵያ ዘይሻራዊት ሃገር ኣይኮነትን፣ ስለ [...]
ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማልን ኢትዮጵያን ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 25 August 2021
ሶማልን ኢትዮጵያን ኣብ ጸጥታ ክተሓባበራ ዘኽእለን መንገዲ ንምንዳይ፣ ርክብ ምክያደን መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢረን።
ኣብቲ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ክልቲኤን ሃገራት ብዕለት 23 [...]
ውልቀ መላኺ ሑሴን ሃብረ፣ ኣብ ሰኔጋል ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ሞይቱ
Radio Erena: 25 August 2021
ንጫድ ብሕሱም ውልቀ ምልካዊ ስርዓት ዘመሓድር ዝነበረ ፕረዚደንት ሑሴን ሃብረ፣ ኣብ ሰኔጋል ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ከምዝሞተ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ።
ሑሴን ሃብረ ብዕልዋ ካብ ስል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ትግራይ ንኸይባጻሕ ዕንቅፋት ፈጢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ
Radio Erena: 24 August 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ትግራይ ንኸይባጻሕ ዕንቅፋት ፈጢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ።
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሓላፊት ክፍሊ ረዲኤት ሳማንታ ፓወር ብሓሙስ 19 ነ [...]
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዶባተን ንንግዲ ክኸፍታ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 24 August 2021
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዶባተን ንንግዲ ክኸፍታ ኣብ ስምምዕ በጺሐን።
ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ከተማ ጁባ ኣብ ዘካየዶ ዑደት ምስ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት ብምርኻብ ኣብዚ [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ማዕቀብ ኣንቢራ
Radio Erena: 23 August 2021
ክፍሊ ሃብቲ ሃገር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (US Treasury)፣ ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ናይ ቁጠባ ማዕቀብ ኣንቢሩ።
እቲ ማዕከን ሎሚ 23 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው እዩ
Radio Erena: 23 August 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ሰሙናዊ ኣብ ዝህቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዝሃቦ ቃል መሰረት፣ ኢትዮጵያ ካብ ዝ [...]