Category: ዜና
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ክቃለለላ ሓቲታ
Radio Erena: 01 October 2021
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተዋህለለ ዕዳ ንኽቓለለላ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ።
ብኣለቃሕቲ ሃገራትን ፊናንስያውይን ትካላትን ዝቖመ ኮሚተ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ኣሕመድ [...]
ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን ዝካየድ ንግዳዊ ልውውጥ ኣስታት 140 ቢልዮን ዶላር በጺሑ
Radio Erena: 01 October 2021
ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪቃን ቻይናን ክካየድ ዝጸንሐ ንግዳዊ ልውውጥ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሸውዓተ ኣዋርሕ፣ ናይ40% ዕብየት ከምዘርኣየ ተገሊጹ።
ኣብዛ ገና ዘይተዛዘመት ዓመተ 202 [...]
‘ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ኣስታት 40 ሚልዮን ዶላር ተጠፋፊኡ።’ ሕ/ሃ
Radio Erena: 01 October 2021
ካብ 2018 ኣትሒዙ፣ ካብ ካዝና ደቡብ ሱዳን፣ ልዕሊ 100 ሚልዮን ዶላር ከምዝተጠፋፍአ ኮሚሽን ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ወቒሱ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ [...]
ኤርትራዊት-ጀርመናዊት፣ ዓወት ተስፋየሱስ፣ ናይ ፈለማ ጸላም ኣባል ፓርላማ ጀርመን- ቡንድስታግ ኮይና
Radio Erena: 29 September 2021
ኤርትራዊት-ጀርመናዊት፣ ዓወት ተስፋየሱስ፣ ኣብ ታሪኽ ጀርመን፣ ናይ ፈለማ ጸላም ኣባል ፓርላማ - ቡንዱስታግ ኮይና።
እዛ ኣብ 1974 ኣብ ኤርትራ ዝተወልደት ጓለነስተይቲ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ 21 ሚኒስተራት ዝሓዘ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም’ዩ
Radio Erena: 29 September 2021
ብኵናትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ኣብ እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፣ 21 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ዝሓቖፈ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም'ዩ።
እቲ ሰኑይ 4 ጥቅምቲ ክቐውም ምዃኑ ዝንገር ዘ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 29 September 2021
ፍሉይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ሱዳን ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ሱዳን ዘምርሕ ዘ [...]
ቀ/ሚ ሶማል፣ ብጉዳይ ምርጫን ኩነታት ጸጥታን ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ
Radio Erena: 29 September 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮብለ፣ ብጉዳይ እቲ ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ዝካየድ ምርጫን ኩነታት ጸጥታን ብዝምልከት ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሃገሩን ኮሚሽነር ፖሊስ ዓቃብ ሰላም ሰራዊ [...]
‘ምስ ኤርትራ ዝምድናና ንምምሕያሽ ዝገበርናዮ ጻዕሪ፡ ውጽኢቱ ከም ዝተጸበናዮ ኣይኮነን።’ ፕረዚደንት ዑመር ገለ
Radio Erena: 27 September 2021
ምስ ኤርትራ ዝምድናና ንምምሕያሽ ዝገበርናዮ ጻዕሪን ዝነበረና ተስፋን፡ ውጽኢቱ ከምቲ ዝተጸበናዮ ኣይኮነን ክብል ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክትዓጹ’ያ
Radio Erena: 27 September 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ግብጺ ዝርከብ ኤምባሲኡ ክዓጽዎ ምዃኑ ተሓቢሩ።
መርበባት ሓበሬታ ግብጺ፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ፣ ማርቆስ ተከለ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረብኦ ዜና፣ እቲ ኤ [...]
ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቅርበት ዘለዎ ሶማላዊ፣ ሓላፊ ስለያ ክኸውን ክረቑሕ መደብ ኣለዎ ተባሂሉ
Radio Erena: 27 September 2021
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ኤርትራዊት በዓልቲ ቤት ንዘላቶን ምስ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ጽቡቕ ቅርበት ንዘለዎን ሶማላዊ፣ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ክኸውን ንኽረቑሖ [...]