Category: ዜና

1 106 107 108 109 110 384 1080 / 3831
ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ከምዝወዳደር ብወግዒ ኣፍሊጡ

ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ከምዝወዳደር ብወግዒ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 23 March 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዱ ነቲ ነታ ሃገር ን37 ዓመታት ዝመርሕ ዘሎ፣ ዩዌሪ ሚሴቬኒ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ጀነራል ማዕረግ ዘለዎን ላዕለዋ [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ‘ህወሓት ሽበራዊ’ዩ’ ንዝብል ውሳኔ ኣልዒልዎ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ‘ህወሓት ሽበራዊ’ዩ’ ንዝብል ውሳኔ ኣልዒልዎ

Radio Erena: 22 March 2023 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስ ምውላዕ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሽበራዊ'ዩ ክብል፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ሎሚ ረቡዕ 22 መጋቢት ኣልዒል [...]
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ምፍጻሞም ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ምፍጻሞም ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ

Radio Erena:21 March 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ ጃምላዊ ቅትለትን ዓመጽ ደቂንስትዮን ዝርክብዎ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸሙ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻ [...]
ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኡጋንዳ’ውን ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ በጺሑ

ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኡጋንዳ’ውን ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ በጺሑ

Radio Erena: 20 March 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኡጋንዳ ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ ከምዝበጽሐ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ኡጋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይድ [...]
ሶማል፣ ኣስታት 43 ሽሕ ሰባት ብደርቂ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

ሶማል፣ ኣስታት 43 ሽሕ ሰባት ብደርቂ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ፣ ኣስታት 43 ሽሕ ሰባት ብደርቂን ምስኡ ዝተተሓሓዘ ሳዕቤናትን ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እቲ ኣካል ሕቡራት [...]
ዓሰብ፣ ዘይሕጋዊ መሸጣ ጫት እናሳዕረረ ምምጽኡ ተሓቢሩ

ዓሰብ፣ ዘይሕጋዊ መሸጣ ጫት እናሳዕረረ ምምጽኡ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ወደባዊት ከተማ ዓሰብ፣ ዘይሕጋዊ መሸጣ ጫት እናሳዕረረ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣቐዲሙ፣ ኣብታ ከተማን ከባቢኣን፣ ካብ የመን ብሕቡእ ብውሑድ ዓቐን ዝኣተወ ጫት ይርአ ምንባሩ [...]
ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል: ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ተኻዪዱ

ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል: ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ተኻዪዱ

Radio Erena: 19 March 2023 ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኻዪዱ። እቲ ብዕለት 15 መጋቢት ኣብ ከተማ ሪያድ ዝተኻየደ ዘተ፣ ወከልቲ ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃ [...]
ግብጺ ንኢትዮጵያ ኣፈራሪሃ

ግብጺ ንኢትዮጵያ ኣፈራሪሃ

Radio Erena: 19 March 2023 ግብጺ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ህዳሰ ኩሎም ኣማራጺታት ክፉታት እዮም ምባላ ንኢትዮጵያ ኣቖጢዑ። ግብጺ ከም ኣማራጺ ካብ ዘቐመጠቶምን፡ ዲጋ ህዳሴ ደው ንኸብል ክጥቀመሎም`የ ካብ ዝበለቶምን ኣማ [...]
ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ፕረዚደንት ሩስያ ክእሰር ትእዛዝ ሂቡ

ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ፕረዚደንት ሩስያ ክእሰር ትእዛዝ ሂቡ

Radio Erena: 19 March 2023 ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ICJ ፕረዚደንት ፑቲን ኣብ ዩክሬይን ብዝተፈጸሙ ምስ ህጻናት ዝተሓሓዙ ገበናት፡ ተቐይዱ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ንኽቐርብ ናይ ማእሰርቲ ትእዛዝ ኣውጺኡ። እቲ [...]
ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ

ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ

Radio Erena: 12 March 2023 ፍሪዶም ሃውስ ዝተባህለ ጉጅለ ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2023 ጸብጻቡ ኤርትራ ኣብ መዳይ ዴሞክራሲ፡ ካብተን ዝኸፍኣ ዝበኣሰት ዝብል ደረጃ ከምዝሓዘት ኣፍሊጡ። እቲ ካብ ዝምስረት መበል 50 ዓመ [...]
1 106 107 108 109 110 384 1080 / 3831