Category: ዜና ወጻኢ

ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ
Radio Erena: 23 August 2020
ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ፕረስ እታ ሃገር ብዝምልከት ዘተ ኣካዪዱ።
መበል 88 ስሩዕ ኣኼባ’ቲ ቆንስል ብቪድዮ ኮንፈረንስ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ንሕጊ ፕረስ ክግበረሉ ዘለዎ ምቅይ [...]

ሶማል፣ ህዝቢ ንምንቛት ክሰርሕ ጸንሑ ዝተባህለ ዳይረክተር ትካል ግብረ ሰናይ ካብታ ሃገር ተሰጕጉ
Radio Erena: 21 August 2020
መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ጉዳይ ጣልቃ ብምእታው፣ ናዕቢ ከሳውር ጸኒሑ ንዝበሎ ዳይረክተር CARE ናይ ዝተባህለ ማሕበር ግብረ ሰናይ፣ ካብታ ሃገር ክስጎግ ኣዚዙ።
ሚ [...]

ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ናይ ምስፋሕ መደብ ተዛዚሙ
Radio Erena: 20 August 2020
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝርከብ ወደብ በርበራ፣ ብናይ ዱባይ ኩባንያ DP World ክካየደሉ ዝጸንሐ ናይ ምጽጋንን ምስፋሕን መደባት ተዛዚሙ።
እቲ ወደብ ናይ ኣስታት 250 [...]

“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ
Radio Erena: 19 August 2020
"ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት'ያ" ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እ ሃገር፣ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቱ ከምዝተሰጎገ ተሓቢሩ።
[...]

ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 19 August 2020
ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ክሊ ማያት ዓረብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ ማእከላይ እዚ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣፍሊጡ።
እቲ ክሳብ 17 ነሓሰ፣ ንኣርባዕተ መዓ [...]

ፕረዚደንት ማሊ፣ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 19 August 2020
ፕረዚደንት ማሊ ኢብራሂም ቡባከር ከይታ፣ ብሰሉስ 18 ነሓሰ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ።
እቲ ፕረዚደንት ብቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዘመሓ [...]

ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ዓመታት ሓሙሽተ ሚኒስተራት ምክልኻል ተቐይሮም
Radio Erena: 18 August 2020
ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ሚኒስተር ምክልኻል ዝተሸመ ኣቶ ለማ መገርሳ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።
ፕረዚደንት ክልል ኦሮሞ ነበር፣ ኣቶ ለማ መ [...]

ሶማል፣ ሚኒስተር ትምህርቲ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ፣ 16 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 August 2020
ሚኒስተር ትምህርቲ ሶማል፣ ዓብዱላሂ ጎዳሕ ባረ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከምዝደሓነ መግለጺ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ኣፍሊጡ።
ኣቲ ሚኒስተር፣ ብሰንበት 16 ነሓሰ፣ ብቓ [...]

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ
Radio Erena: 18 August 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ብማሕበር ሃገራውያን ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኣፍሪቃ፡ ማለት ኣኖካ፡ ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ተዋሂቡ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ሽ [...]

ኣንጎላ፣ ደቁ ናይቲ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ብልሽውናን ይምስረተሎም
Radio Erena: 17 August 2020
ደቁ ናይቲ ንኣንጎላ ን38 ዓመታት ዝመርሐ ሆሴ ኢድዋርዶ ዶ ሳንቶስ፣ ተወሳኺ ክስታት ዝርገት ሃብቲ ሃገርን ብልሽውናን ከምዝተመስረተሎም ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብታ ሃገር ሓቢሮም።
[...]