Category: ሃገራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ትሽምት ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 February 2023
ኢትዮጵያ፣ SH-15 (PCL-181) ዝዓይነቱ፣ ኣብ ድሩዓት መካይን ዝጸዓን መዳፍዓት ዝርከቦ ኣጽዋር ካብ ቻይና ትሽምት ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
ሚሊታሪ ኣፍሪ [...]
ኤርትራ፣ ሮቡዕ 08 ለካቲት፡ ኣብ ጋና ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 06 February 2023
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ 08 ክሳብ 13 ለካቲት፣ ኣብ ጋና፣ ከተማ ኣክራ ዝካየድ መበል መበል 19 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Contine [...]
‘ኢጣልያ ንሓለዋ ዶብ ሊብያ ምሕጋዛ፣ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት የሕትታ እዩ’ ህዩማን ራይትስ ዎች
Radio Erena: 05 February 2023
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ከቢድ ግፍዒ ንዘውርድ ዘሎ ሓለዋ ዶባት ሊብያ፣ ፋይናንስያዊ ደገፍ ምግባር፣ ብቐጥታ ምስ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝተኣሳሰር፣ መንግስቲ ኢጣልያ ክፈልጥ ኣለዎ፣ ክ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ቃል ኣትዩ
Radio Erena: 05 February 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ምዃኑ፣ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ገሊጾም።
ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ንፈለማ እዋኑ ምስ ሓለ [...]
ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎሜተር ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትውንን ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ዓንሰባ፣ ኣብ ዲጋታት ምርባሕ ዓሳ ንምስፋሕ ትሰርሓሉ ምህላዋ ገሊጻ
Radio Erena: 03 February 2023
ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎሜተር ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትውንን ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ዝርከብ ዲጋታት፣ ምርባሕ ዓሳ ንምስፋሕ ክትሰርሓሉ ምዃና ገሊጻ።
መንግስታዊ ኣገልግሎት [...]
ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ሰዲዳ
Radio Erena: 02 February 2023
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ከምዝሰደደት ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ሃገራዊ ድሕነት፣ ሑሰን ሸኽ ዓሊ ገሊጹ።
ንሱ፣ ምስ ድ [...]
ቢንያም ግርማይ፣ ኣብ Volta a la Comunitat Valenciana ቀዳማይ ተዓዊቱ
Radio Erena: 01 February 2023
ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché - Circus – Wanty፡ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ሮቡዕ ባሕቲ ለካቲት፡ 189.4 ኪሎ ሜትር ብዝርሕቐቱ ውድድ [...]
ሶማል፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ሞቛድሾ ይካየድ
Radio Erena: 01 February 2023
ኣብ ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ዝጀመረ መጥቃዕታት ብዝልዕለ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብቲ ጉዳይ ንምምይያጥ ናብ ሞቛድሾ ኣትዮም።
ብዕድመ ፕረዚደንት [...]
ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይዱ
Radio Erena: 31 January 2023
ንዑደት ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ቻይናን ሩስያን ናብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ስዒቡ፣ ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ናብዛ ኣህጉር ዑደት የካይድ ኣለዉ።
ኣሰር ሚኒስተር ጉ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ 44 ኣመንቲ ጴንጤቆስጣል ክርስትና ኣሲሩ
Radio Erena: 31 January 2023
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣስታት 44 ኣመንቲ ጴንጤቆስጣል ክርስትና ከምዝኣሰረ፣ ረሊዝ ኢንተርናሽናል ሓቢሩ።
እቲ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ተጣበቒ መሰል እምነት ክርስትና፣ ብ [...]