Category: ሃገራዊ ዜና

1 60 61 62 63 64 214 620 / 2136
ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ቅድሚ 46 ዓመታት ዝኸተምኦ ወትሃደራዊ ውዕላት ንምሕዳስ ገምጋም ኣካይደን

ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ቅድሚ 46 ዓመታት ዝኸተምኦ ወትሃደራዊ ውዕላት ንምሕዳስ ገምጋም ኣካይደን

Radio Erena: Tuesday, 06 June 2023 ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ 1977 ዝኸተምኦ ወትሃደራዊ ውዕላት ንምሕዳስ ገምጋም ከምዘካየዳ፣ ብ03 ሰነ ዝወጸ መግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብሚኒስተር ምክ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 03 ሰነ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 03 ሰነ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Saturday, 03 June 2023 Radio Erena · ቀዳም 03 ሰነ 2023   [...]
ምስ ኤርትራ፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ንምትሕግጋዝ ተኽእሎ ከምዘሎ ፕረዚደንት ሩስያ ገሊጹ

ምስ ኤርትራ፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ንምትሕግጋዝ ተኽእሎ ከምዘሎ ፕረዚደንት ሩስያ ገሊጹ

Radio Erena: 01 June 2023 ምስ ኤርትራ፣ ኣብ ንግዲን ቁጠባን ዘተኮረ ዝምድናታት ቀዳምነታት ዝወሃቦ እኳ እንተኾነ፣ ኣብ ካልእ ብዙሕ መዳያት ክንተሓጋገዝ ተኽእሎ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ሩስያ፣ ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ [...]
ሆላንድ፣ ኤርትራውያን ንዝፈጠርዎ ባእስን ዕግርግርን ንምህዳእ፣ ብሄሊኮፕተር ዝተሰነዩ ኣሃዱታት ፖሊስ ከምዝወፈሩ ተሓቢሩ

ሆላንድ፣ ኤርትራውያን ንዝፈጠርዎ ባእስን ዕግርግርን ንምህዳእ፣ ብሄሊኮፕተር ዝተሰነዩ ኣሃዱታት ፖሊስ ከምዝወፈሩ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 May 2023 ኣብ ሆላንድ፣ ብኤምባሲ ተወዲቦም፣ መዓልቲ ናጽነት ንምጽንባል ኣብ መንጎ ዝተኣኻኸቡን፣ ለውጢ ዝጠልቡ ኤርትራውያን መንእሰያትን ብዝተኻየደ ባእስን ዕግርግርን፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝቖሰሉ ንመር [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ 30 ዓመታት ለውጢ ዘየርኣየት ሃገር’ያ።’

‘ኤርትራ፣ ኣብ 30 ዓመታት ለውጢ ዘየርኣየት ሃገር’ያ።’

Radio Erena: 29 May 2023 ኤርትራ፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ለውጢ ዘየርኣየት ሃገራት'ያ ክብል ጸብጻብ ኣህጉራዊ መደበር ራድዮ ፍራንስ ገሊጹ። እታ ራድዮ ብምኽንያት መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዘቕረበቶ ጸ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ፣ ሓሙሽተ ምምሕዳር ከባቢታት ትግራይ ተቖጻጺሩ ከምዘሎ  ሲኤንኤን ሓቢራ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ፣ ሓሙሽተ ምምሕዳር ከባቢታት ትግራይ ተቖጻጺሩ ከምዘሎ ሲኤንኤን ሓቢራ

Radio Erena: 29 May 2023 ሰራዊት ኤርትር፣ ዛጊት ኣብ ዝቖጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ፣ ረዲኤት ከይኣቱን ተልእኾ ሕቡራት ሃገራት ናብቲ ከባቢታት ከይበጽሕን ከምዝኸልከለ ሲኤንኤን ሓቢራ። እታ መርበብ ዜና፣ ኣብቲ ከ [...]
ሶማል፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

ሶማል፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ

Radio Erena: 26 May 2023 ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሓፈሻ ልዕሊ 43 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባይ ረዲኤት ኮይኑ ምህላዉ OCHA ኣፍሊጡ። ኣብ ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ፣ ኵናትን ዕልቅልቕ፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ባህርዳር፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ጋንታ ኵዕሶ እግሪ ‘ታ ከተማ ብዝተወርወረ ቦምባ 23 ሰባት ቆሲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ባህርዳር፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ጋንታ ኵዕሶ እግሪ ‘ታ ከተማ ብዝተወርወረ ቦምባ 23 ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: 26 May 2023 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ባህርዳር፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ጋንታ ኵዕሶ እግሪ 'ታ ከተማ ብዝተወርወረ ቦምባ 23 ሰባት ቆሲሎም። ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ 28 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ከምዘስዓበላ ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ 28 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ከምዘስዓበላ ገሊጻ

Radio Erena: 23 May 2023 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ናይ 28 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ቁጠባዊ ክሳራን ከምዘስዓበ፣ ሚኒስተር ገንዘብን [...]
1 60 61 62 63 64 214 620 / 2136