Category: ሃገራዊ ዜና
ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ
Radio Erena: 03 June 2021
ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል፣ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር ኣንቒዶም ኣለዉ።
እቶም ሉና ሰለሙን፣ ሃብ [...]
ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 01 June 2021
ንናይ ቀደም ይኹን ናይ ሕጂ ሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንብምሉኦም ናብ ኣመሪካ ዘእቱ ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበዝሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
[...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ኣላ
Radio Erena: 01 June 2021
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃድራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ተሓቢሩ።
እቲ ብምስጢር ክህነጽ ዝጀመረ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ክሳብ 18 ግንቦት ዝበዝሐ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ትካላት ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኢንተርነት ዳግም ይጅምር
Radio Erena: 31 May 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ትካላትን ኢንተርነት ካፈታትን ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዳግም ይጅምር ኣሎ።
ኣቐዲመን ኣገልግሎት ኢንተርነት ዝጸንሐን 'ሞ ምስ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሳኺ እገዳታት ከተንብር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 31 May 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሳኺ እገዳታት ከንብር ከምዝኽእል ዝተፈላለዩ ወገናት ገሊጾም።
ኣቐዲሙ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ክልትኤን ሃገራት፣ ናይ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ከፍርያ፣ ፈረንሳ ደገፋ ትገልጽ
Radio Erena: 30 May 2021
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 መስሪሐን ጥዕና ዜጋታተን ክሕልዋ መታን ክኽእላ፣ ፈርንሳ ሓድሽ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ገሊጻ።
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑወል ማክሮን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ [...]
ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 30 May 2021
ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ኣወሃሃዲት መደብ’ቲ ውድብ ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ኣብ [...]
ብድኽነት፣ ኵናትን ድሕረትን እትሕመስ ዘላ ኣፍሪቃ፣ ‘መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ’ ዘኪራ
Radio Erena: 27 May 2021
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ።
መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ዝኽሪ ናይቲ ኣብ 25 ግንቦት 1963፣ ኣቐዲመን ናጽነተን ተጎናጺፈን ዝነበራት 32 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ውድብ ሓድነት ኣ [...]
Eritreans Helping Eritreans on the Mediterranean
Radio Erena: 27 May 2021
Each year in the springtime, as the choppy winter seas give way to the warmer spring waters, refugee crossings on the [...]
‘ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ
Radio Erena: 26 May 2021
ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ ክብል፣ ብመንግስቲ ንዝተመዘዘ ኣጻራዩ ሓበሬታ ህጹጽ እዋን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ገሊጹ።
'ትርፍራፍ ናይ ዝተበተነ [...]