Category: ሃገራዊ ዜና
ኡጋንዳ፣ ‘ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣትዮም’ ንዝበለቶም 15 ኤርትራውያን ኣሲራ
Radio Erena: 28 October 2021
ሓይልታት ጸጥታ ኡጋንዳ፣ 'ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ኣትዮም' ንዝበልዎም 15 ኤርትራውያን ከምዝኣሰሩ ደይሊ ሞኒተር ካብ ካምፓላ ሓቢሩ።
እቶም ኤርትራውያን፣ ዶብ ኬንያ ሰ [...]
ኣብ ሕውየት ቁጠባን ምብርባር ወፍሪን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ዞባዊ ዋዕላ: ኣብ ርዋንዳ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 28 October 2021
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን ሕቡራት ሃገራት ዝርከብዎ ኣህጉራዊ ትካላትን ዝተወከሉ ኣስታት 100 ሰበ ስልጣን ፈጸምቲ ኣካላትን፣ ወነንቲ ብርኪ ቁጠባን ዝሳተፍዎ ዞባዊ ዋዕላ ኣ [...]
ሎሚ ሓሙስ 28 ጥቅምቲ፣ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝነበሮ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሃገራት ሴካፋ ንቀዳም ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 28 October 2021
ንሎሚ ሓሙስ 28 ጥቅምቲ ኣብ ንጀሩ ኡጋንዳ ክኽፈት ተመዲቡ ዝነበረ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂንስትዮ ሃገራት ሴካፋ ናብ ቀዳም 30 ጥቅምቲ ተሰጋጊሩ።
[...]
ኣብ ኣስመራ ዝነበረት ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ዋንነታ ብወግዒ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣረኪባ
Radio Erena: 26 October 2021
ኣብ ኣስመራ ዝነበረት ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ዋንነታ ብወግዒ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምርካብ ተሰናቢታ።
ኣብቲ ብሓሙስ 7 ጥቅምቲ 2021 ዝተኻየደ ናይ ዋንነት ናይ ምርካብ መስርሕ [...]
ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ሶማል፣ ኣብ ምሻም መተካእታ ናይቲ ምስ ጉዳይ ኤርትራ ብዝተሓሓዝ ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ሓድሽ ሓላፊ ስለያ ተሰማሚዖም
Radio Erena: 26 October 2021
ብጉዳይ ምርጫን ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ብዝተተሓሓዘ ምስጓግ ሓላፊ ስለያን ክሰሓሓቡ ዝጸንሑ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ሑሰን ሮበለን [...]
ስጳኛ፣ ኤርትራውያን ኣትለታት ህጡር ዓወታት ኣመዝጊቦም
Radio Erena: 26 October 2021
ኣብ ስጵኛ፣ ኣሞረቤታ ኣብ ዝተኻየደ መበል 67 ውድድር ጉያ ሞረር ዝተሳተፉ ኤርትራውያን ኣትለታት ኣንጸባራቑ ዓወታት ተጎናጺፎም።
ብሰንበት 24 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዝተኻየደ፣ ወርቃዊ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ ኤርትራ ዘቕንዓ መራኽብ ክዓግት ኣባል ኮንግረስ እታ ሃገር ጸዊዑ
Radio Erena: 24 October 2021
ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ናብ ህዝቢ ትግራይ ረድኤት ከይበጽሕ ዓጊቶም ስለዝርከቡ፣ ንምፍትሑ መንግስቲ ኣመሪካ ግብራዊ ስጉምቲ ክወስድ ጻውዒት ቀሪቡ።
እቲ ጻውዒት [...]
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ሩስያ ጸዊዓ
Radio Erena: 24 October 2021
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ከኣ ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርቡ፣ ሩስያ ጸዊዓ።
ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስ [...]
ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ግዒዞም
Radio Erena: 22 October 2021
ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝገዓዙ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ካብ ሓሙስ 16 መስከረም ክሳብ ሰሉስ 20 [...]
ሽወደን፣ ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ ንሰሚናር ህግደፍ ምክራያ ከምዘጣዓሳ ገሊጻ
Radio Erena: 22 October 2021
ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም እትርከብ ናይ ኣመንቲ ጴንጠቖስጣል ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ፣ ሰበ ስልጣን ህግደፍን ሰዓብቶምን ንዘካየድዎ ሰሚናር ምክራያ ከምዘጠዓሳ ከምዝገለጸ [...]