Category: ሃገራዊ ዜና

1 106 107 108 109 110 214 1080 / 2136
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 January 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዘይካ'ቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንጥሜት ተቓሊዑ ዘሎ ሚልዮናት ህዝቢ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን'ውን ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብደርቂ ተጠቒዖም ከምዘለው [...]
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከምዘብጽሐ ኣፍሊጡ

ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከምዘብጽሐ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 27 January 2022 ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከብጽሕ ከምዝኸኣለ ብ26 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ናይ ግብረ ሰናይ ትካል፣ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣርባዕተ ዓመታት ፕሮጀክታት ኣበጊሱ

ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣርባዕተ ዓመታት ፕሮጀክታት ኣበጊሱ

Radio Erena: 25 January 2022 24 ኣባላት ዝሓቖፈ፣ ላዕለዋይ ዞባዊ ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ዑደት የካይድ ከምዘሎ፣ እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብ24 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዳግም ከተቖሞ ዝሓሰበት ሓይል ባሕሪ ከምዝፈሸለ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ዳግም ከተቖሞ ዝሓሰበት ሓይል ባሕሪ ከምዝፈሸለ ተሓቢሩ

Radio Erena: 25 January 2022 ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ኣብ 1991 ምስ ናጽነት ኤርትራ ዝተበታተነ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዳግም ንምቛም ክሰርሓሉ ዝጸንሐ መደብ ከምዘይተዓወተ ወትሃደራውያን [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ንናጽነት ዞባ ኦጋዴን ናይ ኢትዮጵያ ዝቃለስ ግንባር፣ ካብ መዝገብር ሽበራ ሰሪዝዎ

መንግስቲ ሶማል፣ ንናጽነት ዞባ ኦጋዴን ናይ ኢትዮጵያ ዝቃለስ ግንባር፣ ካብ መዝገብር ሽበራ ሰሪዝዎ

Radio Erena: 25 January 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ነቲ ብሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ዝፍለጥ፣ ንዞባ ኦጋዴን ናይ ኢትዮጵያ ናጻ ንምውጻእ ዝቓለስ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ከምዝሰረዞ ማዕከን ዜና [...]
ሑቲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካይዱ

ሑቲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካይዱ

Radio Erena: 24 January 2022 ሑቲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዒላማ ንዝገበሮ ከባቢታት ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካይዱ። ኣብቲ ሎሚ ሰኑይ 24 ጥሪ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኢንዱስትራዊ ዞባ ዳሃህራ [...]
ቱርኪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገበረቶ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ስግኣት፣ ኤምባሲኣ ናብ ኬንያ ከተግዕዝ ተገዲዳ

ቱርኪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገበረቶ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ስግኣት፣ ኤምባሲኣ ናብ ኬንያ ከተግዕዝ ተገዲዳ

Radio Erena: 23 January 2022 ቱርኪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገበረቶ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ስግኣት፣ ኤምባሲኣ ናብ ኬንያ ከተግዕዝ ከምዝተገደደት ተገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ደብዳብ [...]
‘ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ስእነት ቀረባት ሞይቶም።’ UNHCR

‘ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ስእነት ቀረባት ሞይቶም።’ UNHCR

Radio Erena: 21 January 2022 ናብ ክልል ትግራይ፣ መሰረታዊ መድሃኒታት ዝርከብዎ ህጹጽ ሰብኣዊ ረድኤት ከይኣቱ ብዝግበር ዘሎ ከበባ፣ ኣብ መዓስከራት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይኒን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ብ [...]
‘ኵናት ትግራይ ብዲፕሎማሲን ፖለቲካን ንምፍታሕ ዝልዓለ ዕድል ከምዘሎ ኦባሳንጆ ገሊጹለይ ።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

‘ኵናት ትግራይ ብዲፕሎማሲን ፖለቲካን ንምፍታሕ ዝልዓለ ዕድል ከምዘሎ ኦባሳንጆ ገሊጹለይ ።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 20 January 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ን14 ኣዋርሕ ዝቐጸለ ኵናት፣ ብሰላም ንምፍትሑ ዝጭበጥ ጻዕርታት ይካየድ ምህላዉ፣ ዘሕጉስ'ዩ ክብል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ገሊጹ። እቲ ዋና [...]
‘ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ዚምባብዌ፣ ብወዱ ብኻራ ተቐቲሉ’

‘ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ዚምባብዌ፣ ብወዱ ብኻራ ተቐቲሉ’

Radio Erena: 19 January 2022 ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ዚምባብዌ ንዝነብሩ ስድራቤቱ ብኻራ ከምዘጥቅዖም ማዕከናት ዜና ዚምባብዌ ሓቢረን። እቲ ኣብ ሆላንድ፣ ተማሃራይ ዩኒቨርስቲ ምዃኑ ዝተጠቕሰ ኤርትራዊ [...]
1 106 107 108 109 110 214 1080 / 2136