Category: ዜና

1 65 66 67 68 69 384 670 / 3831
إرتريا تفرج عن دفعات جديدة من  الصيادين اليمنيين المحتجزين في السجون الارترية

إرتريا تفرج عن دفعات جديدة من الصيادين اليمنيين المحتجزين في السجون الارترية

إذاعة أرينا الدولية 28.11.2023 ذكرت وسائل الاعلام اليمنية بأن السلطات الارترية أطلقت ، دفعات جديدة من الصيادين اليمنيين بعد أشهر من الاعتقال  بتهمة [...]
ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ

ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023 ፕረዚደንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ። እቲ ጀነራል፡ ኣብቲ ዛጊት ናብ ኤር [...]
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 54 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 54 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023 መንግስቲ ኤርትራ ቀይድም ዝጸንሐ 54 የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ኣራብ ኒውስ ሓቢሩ። እቶም ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ የመና [...]
እስራኤል፡ ኣብ እዋን መጥቃዕቲ ሓማስ ንሓደ መኮንና ንዘድሓነ ኤርትራዊ ናይ ክብሪ ሽልማትን መንበሪ ፍቓድን ሂባ

እስራኤል፡ ኣብ እዋን መጥቃዕቲ ሓማስ ንሓደ መኮንና ንዘድሓነ ኤርትራዊ ናይ ክብሪ ሽልማትን መንበሪ ፍቓድን ሂባ

Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023 መንግስቲ እስራኤል፡ ኣብቲ፡ ብ07 ጥቅምቲ፡ ሓማስ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ተወጊኡ ሃለዋቱ ኣጥፊኡ ንዝጸንሖ እስራኤላዊ ኮለነል ንዘድሓነ ኤርትራዊ ንጅግና ዝግባእ ናይ ክብሪ [...]
إسرائيل تمنح الإقامة الدائمة للاجئ  إرتري بعد إنقاذه ضابطا إسرائيليا خلال هجوم 7 أكتوبر

إسرائيل تمنح الإقامة الدائمة للاجئ إرتري بعد إنقاذه ضابطا إسرائيليا خلال هجوم 7 أكتوبر

إذاعة إرينا الدولية 27.11.2023   منح وزير الداخلية الإسرائيلي موشيه أربيل الإقامة الدائمة الى لاجئ من ارتريا بعد إنقاذه ضابطا إسرائيليا خلال [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 26 November 2023 Radio Erena · ሰንበት 26 ሕዳር 2023   [...]
ጀርመን፣ ንሓምላይ ጸዓት ኣፍሪቃ ዝውዕል ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ መዲባ

ጀርመን፣ ንሓምላይ ጸዓት ኣፍሪቃ ዝውዕል ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ መዲባ

Radio Erena: Thursday, 23 November 2023 መንግስቲ ጀርመን፣ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝካየድ ናይ ሓምላይ ጸዓት ወፍሪ ዝውዕል 4 ቢልዮን ዶላር ባጅተ ምምዳባ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ነቲ ክሳብ 2030 ኣብ [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኦነግ ሸኔን ኣብ ታንዛንያን ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርብ ብዘይ ስምምዕ ተበቲኑ

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኦነግ ሸኔን ኣብ ታንዛንያን ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርብ ብዘይ ስምምዕ ተበቲኑ

Radio Erena: Thursday, 23 November 2023 ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ብኦነግ ሸኔ ዝፍለጥ ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፣ ንኻልኣይ እዋኑ፣ ኣብ ታንዛንያ ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርብ ብዘይ ዝኾነ ስምምዕ ከምዝተበ [...]
ኬንያ፣ ናብ ኡጋንዳ ዝሰግሩ ዝነበሩ ሓደ ጋዜጠኛ ዝርከቦም 23  ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

ኬንያ፣ ናብ ኡጋንዳ ዝሰግሩ ዝነበሩ ሓደ ጋዜጠኛ ዝርከቦም 23 ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: Thursday, 23 November 2023 ካብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲሰ ኣበባ፣ ተበጊሶም ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብዶብ ኬንያ ኣቢሎም ናብ ዩጋንዳ ዝሰግሩ ዝነበሩ 23 ኤርትራውያን፡ ብ06 ሕዳር 2023 ኣብ ትሕቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ናይ ምሁራን ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ናይ ምሁራን ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: Tuesday, 21 November 2023 ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ብሓያል ናህሪ ዝድፍኣሉ ዘሎ፣ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ዛዕባ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ። እቲ፣ [...]
1 65 66 67 68 69 384 670 / 3831