Category: ዜና

1 338 339 340 341 342 347 3400 / 3463
ክልተ ኤርትራውያን ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ክብሉ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ኣትዮም

ክልተ ኤርትራውያን ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ክብሉ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ኣትዮም

Radio Erena: 12 July 2019 ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኢጣልያ ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ኣብ ዝፈተኑሉ፣ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ስለዝኣተዉ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም። እቶም ስሞም ዘይተገልጸ ኤርትራውያን ካብ [...]
ኢትዮጵያን  ኣመሪካን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን

ኢትዮጵያን ኣመሪካን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን

Radio Erena: 12 July 2019 ኢትዮጵያን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እትርከበን ብርክት ዝበላ ሃገራት ምዕራብን፣ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ ሙዃነን ተገሊጹ። እቲ ካብ ዕለት 15 ሓምለ ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ [...]
ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን እማመ ሰላም ሱዳን ኣደናጉዮም

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን እማመ ሰላም ሱዳን ኣደናጉዮም

Radio Erena: 12 July 2019 ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ንክልቲኦም ወገናት ሱዳን ኣብ ስምምዕ ዘብጸሐ እማመ ኣብ ዝተመደበሎም ግዜ ከምዘየቕረቡ ተገሊጹ። ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ መሓመድ ሓሰን ላባት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ [...]
ሕቡራት ኢማራት ኣብ የመን ዘሎ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድል ሙኻና ገሊጻ

ሕቡራት ኢማራት ኣብ የመን ዘሎ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድል ሙኻና ገሊጻ

Radio erena: 11 july 2019 ኣልሑቲ ናይ የመን፣ ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ካብ የመን ጠቕሊሎም ክወጹ መተሓሳሰቢ ኣቕሪቡ። ኣልሑቲ ነዚ መተሓሳሰቢ ዘቕርብ ዘሎ፣ ድሕሪ’ቲ ሕቡራት ኢማራት ቁጽሪ ሰራዊታ ካብታ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተኻየደ ግጭት ብዉሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተኻየደ ግጭት ብዉሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 11 July 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተኻየደ ግጭት ብዉሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም። ሺን ሁዋ ንበዓል ስልጣን ጸጥታን ምውሓስ ሰላምን እቲ ዞባ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ [...]
መ. ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ኣፍሪቃ ዘይተጸምበረሉ ምኽንያት፣ መብርሂ ሂቡ

መ. ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ኣፍሪቃ ዘይተጸምበረሉ ምኽንያት፣ መብርሂ ሂቡ

Radio Erena: 11 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ኣፍሪቃ ዘይተጸምበረሉ ምኽንያት፣ መግለጺ ሂቡ። መንግስቲ ኤርትራ ብኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝርከብ ወኪሉ ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ነቲ ዝቐው [...]
ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ናይ ፖለቲካል ሳይንስን ኢንተርናሽናል ሪሌሽንስን ዲፓርትመንታት ክዓጹ እዩ

ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ናይ ፖለቲካል ሳይንስን ኢንተርናሽናል ሪሌሽንስን ዲፓርትመንታት ክዓጹ እዩ

Radio Erena: 09 July 2019 ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ብከቢድ ተሃስዩሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ገለ ዲፓርትመንታት ክዓጹ ምዃኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዘን ከም ፖለቲካል ሳይንስን፣ ኢንተርናሽናል ሪሌ [...]
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትካላት ሜድያን ውልቀ ሰባትን ክሲ ክምስርት እዩ

ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትካላት ሜድያን ውልቀ ሰባትን ክሲ ክምስርት እዩ

Radio Erena: 09 July 2019 ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ገለ ውልቀሰባትን ትካላት ሜድያን ክሲ ክምስርት ሙዃኑ ተገሊጹ። ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል መጀር ጀነራል መሓመድ ተሰማ ብ7 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግ [...]
7 ሚልዮን ደቡብ ሱዳናውያን ሓደጋ ጥሜት የንጸላልዎም

7 ሚልዮን ደቡብ ሱዳናውያን ሓደጋ ጥሜት የንጸላልዎም

Radio Erena: 09 July 2019 ኣብ ደቡብ ሱዳን 7 ሚልዮን ዝኾኑ ሰባት ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ኣንጸላልዩዎም ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብታ ሃገር ዝነጥፍ ቆንስል ስደተኛታት ኖርወይ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ መተሓሳሰቢ መልእኽቲ፣ ውግእ ሓ [...]
‘’መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፣ ስርሓ ክትቅጽል ኣለዋ’’ ህዩማን ራይትስ ዎች

‘’መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፣ ስርሓ ክትቅጽል ኣለዋ’’ ህዩማን ራይትስ ዎች

Radio Erena: 07 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ ዘካዪዶ ዘሎ ምግሃስ ኩሉ ዓይነት መሰላት ደው ክሳብ ዘብል፣ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ ስርሓ ክትቅጽል ኣለዋ ክብል ህዩማን ራይትስ ዎች ኣተሓሳሲቡ። እቲ [...]
1 338 339 340 341 342 347 3400 / 3463