Category: ዜና

1 312 313 314 315 316 384 3140 / 3831
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርራን ሱዳንን ዝገለለ ናይ 105 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ  ሓገዝ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣበርኪቱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርራን ሱዳንን ዝገለለ ናይ 105 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 02 June 2020 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዘጋጠመ ናይ መነባብሮ ጸገማት ንምፍታሕ፣ ንኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 105.5 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ። [...]
ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ፣ ኣብ ሜዳታት ስፖርት ኤውሮ ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ፈጢሩ

ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ፣ ኣብ ሜዳታት ስፖርት ኤውሮ ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ፈጢሩ

Radio Erena: 02 June 2020 ኣብ ኣመሪካ፣ ሚንያፖሊስ፣ ኣብ ልዕሊ ጸሊም ኣመሪካዊ ጂዮርጅ ፍሎይድ፣ ብፖሊስ ድሕሪ ዝሰዓበ ጭካኔ ዝተሓወሶ ቅትለት፣ ብደረጃ ዓለም ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ኣለዓዒሉ ከምዘሎ ዝፍለጥ'ዩ። [...]
“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንጹሃት ዜጋታት ቀቲሉ” ንዝብል ጸብጻብ ኣምነስቲ፣ መንግስቲ ነጺግዎ

“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንጹሃት ዜጋታት ቀቲሉ” ንዝብል ጸብጻብ ኣምነስቲ፣ መንግስቲ ነጺግዎ

Radio Erena: 31 May 2020 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ 10ታት ሰለማውያን ዜጋታት ምቕታሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ንዘቕረቦ ጸብጻብ መንግስቲ ነጺግዎ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ካብ ታሕሳስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዶባት፣ ሉኡላውነትን ናጽነትን ጎረቤታ ሃገር ከተኽብር ሱዳን ኣጠንቂቓ

ኢትዮጵያ፣ ዶባት፣ ሉኡላውነትን ናጽነትን ጎረቤታ ሃገር ከተኽብር ሱዳን ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 31 May 2020 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ከባቢ ሩባ ኣጥባራ ዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብዝምልከት፣ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ናብ ቤት ጽ [...]
ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ’ያ

ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ’ያ

Radio Erena: 31 May 2020 ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ። ቤት ጽሕፈት ሚኒስተር ጉዳይ ስደተኛታት ግሪኽ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን [...]
ኮሚሽን ጸረብልሽውና ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ኮሚሽን ጸረብልሽውና ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 31 May 2020 ኮሚሽን ስነምግባርን ጸረብልሽውናን ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንብረቶም ከመዝግቡ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ብመሰረት መግለጺ’ቲ ኮሚሽን፣ ካብ ቀዳ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 31 May 2020 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ከምዘናወሖ ተገሊጹ። ባይቶ ጸጥታ ብዓርቢ 29 ግንቦት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ኣብ ልዕሊ [...]
ኣየርላንድ፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሳ

ኣየርላንድ፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሳ

Radio Erena: 29 May 2020 መንግስቲ ኣየረላንድ፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ከምዝለገሰ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF) ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት [...]
ሱዳን፣ ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ከሲሳ

ሱዳን፣ ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ከሲሳ

Radio Erena: 29 May 2020 ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ከሲሱ። ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብርጋድየር ዓምር መሓደም ኣል ሓሰን ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ [...]
ጠቕላሊ ሓለቃ ሰታፍ ሰራዊት የመን፣ ብሑቲ ካብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ንስክላ ካብ ሞት ድሒኑ፣ ወዱን ወዲ ሓዉን ግና ተቐቲሎም

ጠቕላሊ ሓለቃ ሰታፍ ሰራዊት የመን፣ ብሑቲ ካብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ንስክላ ካብ ሞት ድሒኑ፣ ወዱን ወዲ ሓዉን ግና ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 May 2020 ሑቲ፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት የመን ልዩተናንት ጀነራል ሳጊር ቢን ዓዚን ንምቕታል ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ብውሕዱ ሸሞንተ ሰባት ተቐቲሎም። በቲ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ፣ ዞባ ማሪብ፣ [...]
1 312 313 314 315 316 384 3140 / 3831