Category: ዜና ወጻኢ

1 70 71 72 73 74 203 720 / 2022
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ቅነ፣ ልዕሊ 11 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ቅነ፣ ልዕሊ 11 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

Radio Erena: 26 May 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ቅነ፣ ልዕሊ 11 ጋዜጠኛታት ከምዝኣሰረ ኣብ ኒዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ መብዛሕቶም [...]
ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ክቅጽል፣ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ

ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ክቅጽል፣ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ

Radio Erena: 26 May 2022 ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት፣ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ክኸውን ብ24 ግንቦት ተመሪጹ። ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ንዶ/ር ቴድሮስ ንካልኣይ እዋ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል መኺሩ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል መኺሩ

Radio Erena: 26 May 2022 ኣዛዚ እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውሰንድ፣ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ተመያይጡ። እቲ ጀነራል፣ ብ24 ግንቦት ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ኣብ ዝገበ [...]
መሓመድ ፋርማጆ፣ ሰነድ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል፣ ንሓድሽ  ፕረዚደንት ኣረኪቡ

መሓመድ ፋርማጆ፣ ሰነድ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል፣ ንሓድሽ ፕረዚደንት ኣረኪቡ

Radio Erena: 23 May 2022 ፕረዚደንት ሶማል ነበር፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ሰነድ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል፣ ፕረዚደንት ኮይኑ ንዝተመርጸ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ከምዘረከበ ተገሊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 24 May 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ልዕሊ 4,500 ሰባት ከምዝተኣስሩ፣ ንመግለጺ መንግስቲ ናይቲ ክልል ብምጥቃስ፣ ማዕከናት ዜና ፈደራላዊ መንግስቲ ሓቢረን። ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣ [...]
ሱዳን ኣብ ዶባታ እትገብሮ ምህናጽ ትሕተ ቅርጺ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ

ሱዳን ኣብ ዶባታ እትገብሮ ምህናጽ ትሕተ ቅርጺ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ

Radio Erena: 22 May 2022 ሱዳን ኣብ ምብራቓዊ ዶባታ እትገብሮ ዘላ ሓድሽ ምንቅስቓስ፣ ነቲ ዞባ ናብ ሓድሽ ወጥሪ ከሰጋግሮ እዩ ክትብል ኢትዮጵያ ከሲሳ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ንፓርላማ ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
IMF ንሶማል ዝወሃብ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክቕጽል ተሰማሚዑ

IMF ንሶማል ዝወሃብ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክቕጽል ተሰማሚዑ

Radio Erena: 22 May 2022 ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንሶማል ዝወሃብ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሰለስተ ኣዋርሕ ክቕጽል ተሰማሚዑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ፕረዚደንታዊን ባይቶኣዊን ምርጫ ሶማል ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ተኻዪዱ፣ ቅድሚ ዕ [...]
ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ የመንን ኢራንን ብዝምልከት ዘትየን

ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ የመንን ኢራንን ብዝምልከት ዘትየን

Radio Erena: 22 May 2022 ሰበስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ የመንን ኢራንን ብዝምልከት ዘትዮም። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ምስ ምኽትል ሚኒስተር ምክልኻል ልዑል ኻልድ ቢን ሳልማን [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ምሩዃት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምሕረት ክፍንዉ ምዃኖም ገሊጾም

ሓይልታት ትግራይ፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ምሩዃት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምሕረት ክፍንዉ ምዃኖም ገሊጾም

Radio Erena: 20 May 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ ሕዳር 2020 ኣትሒዙ ኣብ ዝተውልዐ ኵናት ካብ ዝሓዝዎም ምሩዅት፣ ነቶም ልዕሊ 4 ሽሕ ብምሕረት ክፈትሑ ምውሳኖም ገሊጾም። እቶም ብዘይዝኾነ ቅድመ ኩነት ናብ [...]
ብንውሓቱ ኣብ ዓለም ቀዳማይ ዝተሰርዐ፣ ናይ ትሕቲ ባሕሪ ናይ ቴሌኮም ገመድ ናብ ጂቡቲ በጺሑ

ብንውሓቱ ኣብ ዓለም ቀዳማይ ዝተሰርዐ፣ ናይ ትሕቲ ባሕሪ ናይ ቴሌኮም ገመድ ናብ ጂቡቲ በጺሑ

Radio Erena: 20 May 2022 45 ሽሕ ኪሎሜተር ዝተዘርግሐ፣ ናይ ትሕቲ ባሕሪ ናይ ቴሌኮም ገመድ ወይ ኬብል፣ ናብ ገማግም ጂቡቲ በጺሑ። በዓልመዚ ቴሌኮም ጂቡቲ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እቲ ኣብ ዓለም ብንውሓቱ ኣ [...]
1 70 71 72 73 74 203 720 / 2022