Category: ዜና ወጻኢ

1 49 50 51 52 53 202 510 / 2020
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ 27 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ 27 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም

Radio Erena: 02 November 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብውሕዱ 27 ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ተሓቢሩ። ኣብ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ተሳቲፎም፣ ካብ ቤኒሻንጉል [...]
ሶማል፣ ብቀዳም ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 በጺሑ

ሶማል፣ ብቀዳም ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 በጺሑ

Radio Erena: 01 November 2022 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብ ዝርከብ ህንጻ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ብቀዳም 29 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ማንታ መጥቃዕታት፣ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 100 ከምዝበጽሐ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማ [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ተናዊሑ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ተናዊሑ

Radio Erena: 31 October 2022 ካብ 25 ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክካየድ ብዝወጸ መደብ መሰረት፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝዛተዩ ዘለው ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንተወሳኺ ሰለስተ መዓልታት ክቕ [...]
ትግራይ፣ ባንክታት ቅድሚ ምጅማረን፣ ቁጽጽር ንብረትን ሕሳብን ወይ ኦዲት ክገብራ ከምዘለወን ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ትግራይ፣ ባንክታት ቅድሚ ምጅማረን፣ ቁጽጽር ንብረትን ሕሳብን ወይ ኦዲት ክገብራ ከምዘለወን ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 31 October 2022 ኣብ ትግራይ ዝርከባ ባንክታት፣ ኣገልግሎታት ቅድሚ ምጅማረን፣ ቁጽጽር ንብረትን ሕሳብን ወይ ኦዲት ክገብራ ከምዘለወን፣ ንሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ እቶ ሰለ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብሰንኪ ባርዕ ኣብ ዝጠሓለተ ናይ ጽዕነት መርከብ ዝነበረ ኮንተይነራት ናብ ገማግም ኤርትራን ሱዳንን በጺሑ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብሰንኪ ባርዕ ኣብ ዝጠሓለተ ናይ ጽዕነት መርከብ ዝነበረ ኮንተይነራት ናብ ገማግም ኤርትራን ሱዳንን በጺሑ

Radio Erena: 31 October 2022 ኣብ 05 ጥቅምቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ናብ ዳህላክ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ ስዑዲ ዓረብ፣ ደሴታት ፋርሳን፣ ብሰንኪ ባርዕ ኣብ ዝጠሓለተ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ ዝነበረ ኮንተይ [...]
ኣባል ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ከሰጋግር ተታሒዙ

ኣባል ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ከሰጋግር ተታሒዙ

Radio Erena: 30 October 2022 48 ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ከሰጋግር ፈቲኑ ዝተባህለ ኣባል ፖሊስ፤ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዝኣተወ ተገሊጹ። ሓላፊ ጸጥታ ደቡብ ኢትዮጵያ ታጂ ነጋሽ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ [...]
ደገፍቲ ስርዓት ኣልበሽር፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ደገፍቲ ስርዓት ኣልበሽር፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

Radio Erena: 30 October 2022 ደገፍቲ ናይቲ ዝወደቐ ስርዓት ኣልበሽር ዝኾኑ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። እቶም ደገፍቲ ስርዓት ኣልበሽር፤ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ካብ ሱዳን ክወ [...]
ሶማል፣ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ማንታ መጥቃዕቲ ቦምባ ተኻዪዱ

ሶማል፣ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ማንታ መጥቃዕቲ ቦምባ ተኻዪዱ

Radio Erena: 30 October 2022 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ጥቓ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብዝተኻየደ ማንታ መጥቃዕቲ ቦምብ፤ ክልተ ህጻናት ዝርከብዎም ብውሑዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። ነቲ መጥቃዕቲ ዘካየዱ ዕጡቓት፤ [...]
ጂቡቲን ሶማልን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ንምትሕግጋዝ ዘትየን

ጂቡቲን ሶማልን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ንምትሕግጋዝ ዘትየን

Radio Erena: 28 October 2022 ብሚኒስተር ምክልኻል ሶማል፣ ዓብደልቃድር መሓመድ ኑር ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ ካብ 24 ጥቅም [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክቕጽል’ዩ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 25 October 2022 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ ሰንበት 30 ጥቅምቲ ክቕጽል ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ ቀጥታዊ ዘተ፣ ብሰሉስ 25 ጥቅምቲ፣ ኣብ [...]
1 49 50 51 52 53 202 510 / 2020