Category: ሃገራዊ ዜና

1 35 36 37 38 39 187 370 / 1862
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ረቡዕ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ረቡዕ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ

Radio Erena: 03 May 2023 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ረቡዕ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝዝከር ዘሎ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ [...]
ሩስያውያንን ግብጻውያን ጽዒና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሃያ ጠፍኡ ዝጸንሐ ጃልባ፣ ዕላማ ዑደታ ኣብቲ ክሊ ማይ ኣጣራጢሩ

ሩስያውያንን ግብጻውያን ጽዒና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሃያ ጠፍኡ ዝጸንሐ ጃልባ፣ ዕላማ ዑደታ ኣብቲ ክሊ ማይ ኣጣራጢሩ

Radio Erena: 02 May 2023 ካብ 24 ሚያዝያ ኣትሒዛ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሃያ ጠፊኡ ዝጸንሐ፣ ሩስያውያንን ግብጻውያንን ዝጸዓነት ጃልባ፣ ዕላማ ዑደታ ኣጠራጣሪ ምዃኑ ተገሊጹ። እታ ናይ መዘናጊዓ'ያ ዝተባህለት ጃልባ፣ ድ [...]
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ

ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ

Radio Erena: 01 May 2023 ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ትዝከር ኣላ። ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ቁጠባዊ ብድሆታት፣ ፈረንሳ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት፣ ሰራሕተኛ [...]
ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢትዮጵያ: መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ

ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢትዮጵያ: መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ

Radio Erena: 30 April 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውድብ ብልጽግና፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣፍሊጠን። ሓላፊ ብልጽግና ኣብ ክልል [...]
ቻይና፣ ዜጋታታ ካብ ሱዳን ንምውጻእ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ውኪል ኤምባሲ ናብ ታላታ ዓሸር ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ

ቻይና፣ ዜጋታታ ካብ ሱዳን ንምውጻእ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ውኪል ኤምባሲ ናብ ታላታ ዓሸር ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 28 April 2023 መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ሱዳን ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዜጋታቱ ንምውጻእ፣ ዶባት ግብጺ፣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይጥቐም ምህላዉ ገሊጹ። ሺንሁዋ፣ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብምጥቃ [...]
‘ሱዳን፣ ጅነራል ኣል ቡርሃንን ጀነራል ዳጋሎን ንሰለስተ መዓልታት ቶዅሲ ደው ከብሉ ተሰማሚዖም።’

‘ሱዳን፣ ጅነራል ኣል ቡርሃንን ጀነራል ዳጋሎን ንሰለስተ መዓልታት ቶዅሲ ደው ከብሉ ተሰማሚዖም።’

Radio Erena: 25 April 2023 ኣብ ሱዳን፣ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ዝቐጸለ ቶዅሲ፣ ን72 ሰዓታት ደው ንምባል፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃንን ጀነራል ሓምዳን ጋዳሎን ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሑ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ [...]
ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል ኣብ ኦሎሞፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ

ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል ኣብ ኦሎሞፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ

Radio Erena: 25 April 2023 ኣብ እስራኤል ዝነብር ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ኣትለት ተኽለወይኒ ገብረየሱስ፣ ንጋንታ ስደተኛታት ብምውካል፣ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንኽወዳደር ተሓርዩ። መርበብ ሓበሬታ ኦሎምፒክ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ካብ ሱዳን ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ

ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ካብ ሱዳን ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ

Radio Erena:24 April 2023 ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ሱዳን ዝጸንሑ ዜጋታተን የውጽኣ ኣለዋ። ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲኣ ንግዜኡ ከምዝዓጸወት ብምግላጽ፣ ሰራሕተኛታት 'ቲ ኤምባሲ ዝርከብዎም [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Saturday, 22 April 2023 Radio Erena · ቀዳም 22 ሚያዝያ 2023   [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኢኻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልኢኻ

Radio Erena: 21 April 2023 ኣመሪካ፣ ከም ኣካል ናይቲ ቶምሃውክ ዝተሰምየ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ዝዋፈሩ ኣስታት 800 ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። ኦክልሃማ ካብ ዝርከብ ሃገራዊ ሰራዊት፣ [...]
1 35 36 37 38 39 187 370 / 1862