Category: ሃገራዊ ዜና

1 179 180 181 182 183 214 1810 / 2137
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ

ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 19 May 2020 ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል ናይ ኣስታት 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ምብርካታ ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ። እቲ ብመ [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን

Radio Erena: 18 May 2020 ብቀዳማይ ሚኒስተራት ዝተመርሐ፣ ርክብ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ግንቦት፣ ንክልተ መዓልታት ዝቐጸለ ርክብ ላዕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ

ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ

Radio Erena: 17 May 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ንዝኣተወ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብግዴት ናብ ዓዱ መሊስዎ። እቲ ፎኣድ ዮሱፍ ዓሊ ዝተባህለ ኣባል ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብፕረዚደን [...]
ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ

ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ

Radio Erena: 17 May 2020 ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሊብያ ኦብዘርቨር ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ሕቡራት ኢማ [...]
ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት፣ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ

ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት፣ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ

Radio Erena: 14 May 2020 ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF)፣ ልዕሊ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትር ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፣ ብ13 ግንቦት ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ኣህጉራዊ በረራታት [...]
ሆላንድ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ “ግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ” ምምዋሉ ኤርትራውያን ክሲ መስሪቶም

ሆላንድ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ “ግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ” ምምዋሉ ኤርትራውያን ክሲ መስሪቶም

Radio Erena: 14 May 2020 ኣብ ሆላንድ ዝምቕማጦም ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ፣ ብግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ ዝገለጽዎ መደባት ምምዋሉ፣ ከሲ ከምዝመስረትሉ ዓበይ [...]
“መሰረታዊ መግብታት ንምርካብ ንጽገም ኣሎና።” ነበርቲ ከተማ ኣስመራ

“መሰረታዊ መግብታት ንምርካብ ንጽገም ኣሎና።” ነበርቲ ከተማ ኣስመራ

Radio Erena: 14 May 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ድሕሪ ዝወጀ ኣዋጅ ምዕጻው ኣብ ኣባይቲ፣ ህዝቢ መሰረታዊ ነገራት ንምርካብ ይጽገም ከምዘሎ ክቃላሕ ጸኒሑ'ዩ። ብፍላይ ሓያሎ መሰረታዊ መግብታ [...]
‘ኢማኩሊ፣ ናይ ግዳያት ግዳይ’ – ወትሩ ሰሉስ ኣብ ሬድዮ ኤረና

‘ኢማኩሊ፣ ናይ ግዳያት ግዳይ’ – ወትሩ ሰሉስ ኣብ ሬድዮ ኤረና

Radio Erena: 12 May 2020 'Left To Tell' ብዝብል ኣርእስቲ ካብ ህልቂት ርዋንዳ ንስክላ ብዝደሓነት መንእሰይ ኢማኵሊ ተጻሒፋ፣ ኣብ 2006 ናብ ህዝቢ ድሕሪ ምዝርግሓ፣ ሚልዮናት ቅድሓት ተሸይጣን ናብ ዝተፈላ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንላዕሊ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣስጊኡ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንላዕሊ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣስጊኡ

Radio Erena:12 May 2020 ኤርትራ ኣብ ትርከቦ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ 2019 ኣትሒዙ ጸጸኒሑ ዘጥቅዕ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ናይ መግቢ ዋሕዲ ከየኸትል ስግኣት ከምዘሎ ው [...]
ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም

ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ካብ ቤጃ ዝኾኑ ቤን ዓምርን ኑባን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ቅቢላ ግጭት ብውሕዱ 3 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ 79 ድማ ቆሲሎም። እቲ ካብ ሓሙስ 7 [...]
1 179 180 181 182 183 214 1810 / 2137