Category: ሃገራዊ ዜና

1 122 123 124 125 126 187 1240 / 1862
መንግስቲ ሶማል፣ ሰራዊት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ተኣሚኑ

መንግስቲ ሶማል፣ ሰራዊት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ተኣሚኑ

Radio Erena: 28 January 2021 መንግስቲ ሶማል፣ ሰራዊቱ ናብ ኤርትር ከምዝልኣኸ ንመጀመርያ እዋኑ ተኣሚኑ። እቲ መንግስቲ፣ ኣዴታት "ደሃይ ደቕና ኣፍልጠና" ብምባል ድሕሪ ዘካየድኦ ተቓውሞታትን ካብ ህዝቢ ዝወ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊታ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ

ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊታ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 28 January 2021 ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣትዩ ዘሎ ሰራዊታ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጸዊዑ። እቲ ክፍሊ ናብ ኣሶሸትድ ፕረስ ኣብ ዝልኣኾ ናይ ኢመይል መልሲ፣ ኣብ ትግራይ ዝምታ [...]
ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን፣ ዝምድንአ ንምሕያል ዘኽእለን ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን፣ ዝምድንአ ንምሕያል ዘኽእለን ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: 28 January 2021 ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ዝተመርሐ፣ ክልትኣዊ ዘተ ከምዝተኻየደ ኣገልግሎት ዜና ስዑዲ ዓረብ ሓቢሩ። እቲ ኣብ መንጎ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ስዑዳዊ መዘንኡ [...]
Minimal Commercial Exchanges were seen last week in the Border Towns of SenAfe, Zalambesa and Adigirat

Minimal Commercial Exchanges were seen last week in the Border Towns of SenAfe, Zalambesa and Adigirat

Radio Erena:28 January 2021 The inhabitants of Southern Senafe villages, Zalambesa and Adigirat, and its vicinity were engaged last week in con [...]
Forto: A Lesson for Change

Forto: A Lesson for Change

Radio Erena: 26 January 2021 The morning of 21 January 2013 was unusual in Asmara. Asmarinos woke up that day with no radio or TV transmission [...]
ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለዉ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ

ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለዉ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 26 January 2021 ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ብኣን-ኤለን ኤንኮንትር [...]
ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽባ መስመር ጽርጊያ ምህናጽ ጀሚራ

ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽባ መስመር ጽርጊያ ምህናጽ ጀሚራ

Radio Erena: 24 January 2021 ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽባ መስመር ጽርጊያ ምህናጽ ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። ኣመሓዳሪ ክልል ዓፋር ናይ ኢትዮጵያ ዝተረኽበሉ እቲ ወግዓዊ ስነስርዓት ምምራቕ፣ ሚኒስተር ትራንስፖርት እ [...]
‘መ. ሶማል ደቅና ናብ ኢትዮጵያ የእትዩዎም’፣ ኣዴታት ሶማል

‘መ. ሶማል ደቅና ናብ ኢትዮጵያ የእትዩዎም’፣ ኣዴታት ሶማል

Radio Erena: 24 January 2021 መንግስቲ ሶማል ሰራዊቱ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልኢኹ ተባሂሉ ብዝተፈላለዩ ወገናት ወቐሳ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ህዝቡ’ውን ተቓውሞታት እንዳሓየለ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ማ [...]
1 122 123 124 125 126 187 1240 / 1862