Category: ዜና ወጻኢ

1 144 145 146 147 148 202 1460 / 2013
ሓይልታት ግብጺ፣ ወትሃደራዊ ልምምድ ንምክያድ ናብ ሱዳን ኣትየን

ሓይልታት ግብጺ፣ ወትሃደራዊ ልምምድ ንምክያድ ናብ ሱዳን ኣትየን

Radio Erena: 15 November 2020 "ንስርታት ናይል 1" ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ግብጽን ሱዳንን ክሳብ 26 ሕዳር ክካየድ'ዩ። እቲ ሓይልታት ምድርን ኣየርን ዘሳትፍ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ኣብ [...]
”ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ትግራይ ጃምላዊ ህልቂት ተፈጺሙ” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

”ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ትግራይ ጃምላዊ ህልቂት ተፈጺሙ” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 15 November 2020 ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ትግራይ ጃምላዊ ህልቂት ተፈጺሙ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ከሲሱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ12 ሕዳር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ማይ ካድራ ዝተባህለት ናይ ትግ [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘ኲናት ኣብ ሓጺር እዋን ክንውድኦ ኢና’ ፈደራላዊ መንግስቲ

ኢትዮጵያ፣ ‘ኲናት ኣብ ሓጺር እዋን ክንውድኦ ኢና’ ፈደራላዊ መንግስቲ

Radio Erena: 15 November 2020 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ህወሓት ጀሚሩዎ ዘሎ ኲናት፣ ኣብ ሒደት መዓልታት ክውድኦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሓድሽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ደመቀ መኮነን ንዲፕሎማሰኛታት ኣብ [...]
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ናብ ሱዳን ናይ ዝስደዱ ዘለው ብዝሒ ኢትዮጵያዉያን ልዕሊ 11 ሽሕ በጺሑ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ናብ ሱዳን ናይ ዝስደዱ ዘለው ብዝሒ ኢትዮጵያዉያን ልዕሊ 11 ሽሕ በጺሑ

Radio Erena: 13 November 2020 ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዘካየዶ ዘሎ ኵናት ናይ ዝሃደሙ ብዝሒ ኢትዮጵያውያን ልዕሊ 11 ሽሕ ከምዝበጽሐ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካ [...]
ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ኣሽሓት ሰባት ናብ ሱዳን ተሰዲዶም

ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ኣሽሓት ሰባት ናብ ሱዳን ተሰዲዶም

Radio Erena: 12 November 2020 ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ልዕሊ 6 ሽሕ ሰባት ናብ ሱዳን ከምዝተሰዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ኣፍሊጡ። እቶም ካብ ቤት ንብረቶም ዝተመዛበሉ፣ ቆልዑን ደቂን [...]
ሊብያ፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ ዝኾነት ጓለነስተይቲ ኣብ ከተማ ቤንቓዚ ተቐቲላ

ሊብያ፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ ዝኾነት ጓለነስተይቲ ኣብ ከተማ ቤንቓዚ ተቐቲላ

Radio Erena: 12 November 2020 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ቤንቓዚ፣ ብጀነራል ሓፍታር ብዝምራሕ ሓይሊ ይፍጸም ኣሎ ንእትብሎ ግፍዕታት ክትቃወም ዝጸንሐት፣ ሓናን ኣል ባራሲ ዝተባህለት፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ፣ ብ10 ሕዳር [...]
ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ

ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 12 November 2020 ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ገማግም ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ንወግዓዊ ሓበሬታ መንግስቲ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ካብ ሞስ [...]
ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ኣብታ ሃገር ተታሒዞም ብዘለው 52 ግብጻውያን ይሰሓሓባ

ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ኣብታ ሃገር ተታሒዞም ብዘለው 52 ግብጻውያን ይሰሓሓባ

Radio Erena: 12 November 2020 ኢትዮጵያ፣ ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዛ፣ 52 ግብጻውያን ሒዛቶም ምህላዋ ተሓቢሩ። እቶም በጻሕቲ ሃገር ምዃኖም ዝተገልጹ ግብጻውያን፣ ናብ ኩዌት ኣብ ዝተበገስሉ እዋን፣ [...]
ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ

ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 10 November 2020 ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ንኣገልግሎት ዜና ሱዳን ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። [...]
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይወርድ ምህላዉ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይወርድ ምህላዉ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 10 November 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይስዕብ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ትካል፣ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፣ ኣብዚ ሳል [...]
1 144 145 146 147 148 202 1460 / 2013