Category: ሃገራዊ ዜና

1 181 182 183 184 185 186 1830 / 1854
ቻይና፣ 18 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ከገልግሉ’ዮም

ቻይና፣ 18 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ከገልግሉ’ዮም

Radio Erena: 07 August 2019 መንግስቲ ቻይና፣ 18 ሰብ ሞያ ጥዕና ናብ ኤርትራ ከዋፍር ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር -ሺንሁዋ ሓቢሩ። እቶም ማእከላይ ገምጋም 39 ዓመት ዕድመ ዘለዎም ቻይናውያን ሰብ ሞያ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ እትነጥፍ መርከብ ተዋፊራ

ፈረንሳ፣ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ እትነጥፍ መርከብ ተዋፊራ

Radio Erena: 06 August 2019 ካብ ሊብያን ንዝብገሱ ንስብገሱ ስደተኛታት፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጥም ሓደጋታት ምጥሓል ኣብ ምድሓን እትዋፈር መርከብ፣ ብ4 ነሓሰ ካብ ወደባዊት ከተማ ማርሰይት ተበጊሳ። [...]
“ኣምባሳደር ሃና፣ ኣብ ኣስመራ ትእዛዝ ፕረዚደንት ትጽበ ኣላ”

“ኣምባሳደር ሃና፣ ኣብ ኣስመራ ትእዛዝ ፕረዚደንት ትጽበ ኣላ”

Radio Erena: 05 August 2019 ናብ ኣስመራ ክትምለስ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ድሕሪ ዝተዋህባ ትእዛዝ ደሃያ ጠፊኡ ዝቐነየ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን፣ ጉዳያ ውሳኔ ክሳብ ዝወሃቦ ኣብ ኣስመ [...]
ስቶኮልም፣ “ንሕና ምስ ኣቦና” ብዝብል ቴማ ንኣቡነ እንጠንዮስ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ

ስቶኮልም፣ “ንሕና ምስ ኣቦና” ብዝብል ቴማ ንኣቡነ እንጠንዮስ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 05 August 2019 ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ንዝርከቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝድግፍ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ተኻይዱ። እቲ "ንሕና [...]
ኤርትራዊ መንእሰይ መድሃኔ ተስፋማርያም ናይ ዑቕባ መሰል ተዋሂቡ

ኤርትራዊ መንእሰይ መድሃኔ ተስፋማርያም ናይ ዑቕባ መሰል ተዋሂቡ

Radio Erena: 04 August 2019 ብግጉይ መንነት፣ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መንእሰይ መድሃኔ ተስፋማርያም ናይ ዑቕባ መሰል ተዋሂቡ። ኢጣልያን ብሪጣንያን ብግጉይ መንነት ካብ ሱዳን ብከቢድ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንደቀንስትዮ ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንደቀንስትዮ ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ

Radio Erena: 04 August 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ደቀንስትዮ ብገዛእ ርእሰን ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ። ስዑዳውያን ደቀንስትዮ ብዘይ ፍቓድ በዓል ቤተን፣ ኣቦአን ወይ ዓቢ ሓወን ኣብ ዝሃለወ ዕድመ ይሃልዋ ፓስ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንሓደ ኣባሉ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ መሊሲዎ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንሓደ ኣባሉ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ መሊሲዎ

Radio Erena: 02 August 2019 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኢሳይያስ ንዝተባህለ ሰራሕተኛ እቲ ኤምባሲ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶ እቶም ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ኣረጋጊጾም። እቲ ኢሳ [...]
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን ደሃያ ጠፊኡ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን ደሃያ ጠፊኡ

Radio Erena: 01 August 2019 ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን፣ ናብ ኤርትራ ክትምለስ ድሕሪ ዝቐረበላ ጻውዒት፣ ደሃያ ጠፊኡ ከምዘሎ ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ኤረና ኣፍሊጦም። እታ ኣምባሳደር፣ ና [...]
ኤርትራ፣ መጻረዩ ኣብ ቀጠር ንዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ክትገጥም’ያ

ኤርትራ፣ መጻረዩ ኣብ ቀጠር ንዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ክትገጥም’ያ

Radio Erena: 01 August 2019 ኤርትራ፣ መጻረዩ ናይቲ ኣብ 2022 ኣብ ቀጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ፈላሚ ግጥም ከተካይድ'ያ። ፊፋ፣ ብሰኑይ 29 ሓምለ፣ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ መጻረዪ መድብ ናይተን፣ [...]
እስራኤል፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ክሱሳት ጾታዊ ዓመጽ  ክሳብ 17 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

እስራኤል፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ክሱሳት ጾታዊ ዓመጽ ክሳብ 17 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: 25 July 2019 ኣብ እስራኤል፣ ደቡባዊ ቴልኣቪቭ፣ ከባቢ ሪሾን ለጽዮን፣ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ጾታዊ ዓመጽ ፈጺምኩም ተባሂሎም ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ 17 ዓመታት ክእሰሩ ዞባዊ ቤት [...]
1 181 182 183 184 185 186 1830 / 1854