Category: ሃገራዊ ዜና

1 179 180 181 182 183 186 1810 / 1853
ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ

ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ

Radio Erena: 25 August 2019 ኣብ ጽምብል ስምምዕ ሰላም ሱዳን ወከልቱ ዘይለኣኸ መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ርክብ ኣካዪዱ። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፣ ናብ [...]
ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ

ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ

Radio Erena: 22 August 2019 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብምጥሓላ ልዕሊ 100 ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወት ኣብ ምድሓን ተዋፊሩ ዝር [...]
ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ኣብ ሓደ ግጥም 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ሴራ

ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ኣብ ሓደ ግጥም 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ሴራ

Radio Erena: 21 August 2019 ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ብ20 ነሓሰ ኣብ ስታድዮም ኣስመራ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘካየደቶ ናይ መጻረዩ ናይ ሴካፋ ግጥም፣ 6 ብ 0 ምዕዋታ፣ ዝበዝሐ ዝተመዝገ [...]
ካብ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ትቕበሎም ሃገር ስኢኖም ዝጸንሑ 98 ስደተኛታት፣ ኣብ ላምፔዱሳ ክወርዱ’ዮም

ካብ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ትቕበሎም ሃገር ስኢኖም ዝጸንሑ 98 ስደተኛታት፣ ኣብ ላምፔዱሳ ክወርዱ’ዮም

Radio Erena: 21 August 2019 ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ኣብ መርከብ ዝርከቡ 98 ስደተኛታት ትቕበሎም ሃገራት ስኢኖም ከምዝጸንሑ ኣብ ስጳኛ ዝመደበሩ ትካል ግብረ ሰናይ Open Arms ኣፍሊጡ። [...]
ስዊዘርላንድ፣ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ብ11% ጎዲሉ

ስዊዘርላንድ፣ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ብ11% ጎዲሉ

Radio Erena: 21 August 2019 ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 3347 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተመዝገቡ ንክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር ለ ኒውስ ሓቢሩ። እዚ ብዝሒ'ዚ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳ [...]
ሽወደን፣ ንታሪኽ ህይወት ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ ተሓቲማ

ሽወደን፣ ንታሪኽ ህይወት ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ ተሓቲማ

Radio Erena: 20 August 2019 ታሪኽ ህይወት ናይ ሓደ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ን18 ዓመታት ተኣሲሮም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ዝኾነ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ፣ ብቋንቋ ሽወደን ተሓቲማ፣ ናብ ህዝቢ ተ [...]
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም

Radio Erena: 20 August 2019 ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 300 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝሓዘ ገሊጹ። ኣፈኛ 'ቲ ሓይሊ ባሕሪ ጀነራል ኣዩብ ቓስም፣ ንኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ብዝሃቦ [...]
ጂቡቲ፣ ኣስመራ ካብ ዝካየድ  ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት ዝቦኸረትሉ ምኽንያት “ፖለቲካዊ’ዩ” ተባሂሉ

ጂቡቲ፣ ኣስመራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት ዝቦኸረትሉ ምኽንያት “ፖለቲካዊ’ዩ” ተባሂሉ

Radio Erena: 18 August 2019 ጂቡቲ፣ ካብ 16 ነሓሰ ኣትሒዙ፣ ኣብ ኣስመራ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ካብ ምስታፍ ቦኺራ። እታ ሃገር፣ 11 ሃገራት ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ክሳተፍኦ ምዃነን ኣቐዲሙ ዝተሓ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዘተኮረ፣ ሓድሽ ፖለቲካዊ ጎስጓስ ተጀሚሩ

ኤርትራ፣ ኣብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዘተኮረ፣ ሓድሽ ፖለቲካዊ ጎስጓስ ተጀሚሩ

Radio Erena: 18 August 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ህዝቢ ክመጾ ንዝኽእል ተቓውሞ ንምግታእን፣ ሒዙዎ ዘሎ ፖለቲካዊ መስመር ኣብ ህዝቢ ከምዝሰርጽ ንምግባርን ኣብ ሓያል ፖለቲካዊ ጎስጓስ ተጸሚዱ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ [...]
ንክልተ ቅነ ኣብ መርከብ ዝጸንሑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 160 ስደተኛታት፣ ሽዱሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ክቕበልኦም’የን

ንክልተ ቅነ ኣብ መርከብ ዝጸንሑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 160 ስደተኛታት፣ ሽዱሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ክቕበልኦም’የን

Radio Erena: 16 August 2019 ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም፣ ንክልተ ሰሙን ኣብ መርከብ ዝጸንሑ፣ 31 ቆልዑ ዘለዎም 160 ስደተኛታት፣ ሽዱሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ክቕበልኦም ከምዝተሰማምዓ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ጁሰ [...]
1 179 180 181 182 183 186 1810 / 1853