Author: admin
እስራኤላውን ነበርቲ ደቡብ ቴልኣቪቭ፣ ኣንጻር ሓተቲ ዑቕባ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ’ዮም
Radio Erena: 29 August 2018 ኣስታት 35 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ደቡብ ቴልኣቭ ዝምቕማጦም እስራኤላውያን ኣንጻር ሓተቲ ዑቕባ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ ምዃኖም ማዕከን ዜና ዋይነት ገሊጹ። እቲ ጽባሕ ሓሙስ 30 [...]
ሬክ ማቻር ንትግባረ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ነጺጉ
Radio Erena: 29 August 2018 ተቓዋሚ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር፣ ንትግባረ ስምምዕ ሰላም ናብ ናይ መወዳእታ መድረኹ ንምድያብ ዘኽእል ውዕል ምኽታም ከምዝነጸገ ተገሊጹ። ዝሓለፈ ወርሒ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት በሽር ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንት ክልል ሶማል ነበር ተኣሲሩ
Radio Erena: 28 August 201 ፕረዚደንት ክልል ሶማል ዝነበረ ኣቶ ዓብዲ ኣሕመድ ዑመር ተኣሲሩ። ዝሓለፈ ቅንያት ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ብ"ዓብዲ ዒለ" ዝፍለጥ ፕረዚደንት ክልል ሶማል፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝ [...]
ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ቬኔዙዌላ፣ ዜጋታታ ብብዝሒ ናብ ስደት ይውሕዙ
Radio Erena: 28 August 201 ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ቬኔዙዌላ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣጋጣሚዋ ብዘሎ ዘይርጉእ ፖለቲካዊ ኩነታት፣ ዜጋታታ ብብዝሒ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ይስደዱ ኣለዉ። ብፍላይ ናብ ኮሎምብያ፣ ፔሩን ኤኩዋደርን፣ ኣማ [...]
ኣስታት 40 ነበርቲ ዛላምበሳ፣ ን20 ዓመታት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶብ ብምስጋር ናብ ሰርሓ በጺሖም
Radio Erena: 27 August 2018 መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ወለድን መንእሰያትን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ነበርቲ ምብራቓዊ ትግራይይ፣ ዛላምበሳን ከባቢኣን ነቲ ን20 ዓመታት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ሓጹር ዶብ ብምስጋር፣ ሰርሓ ና [...]
ኤርትራ፣ ሳልሳይ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ፍርያቱ ንዕዳጋ ንምቕራብ ይዳሎ
Radio Erena: 27 August 2018 ኣብ ኤርትራ ዕደና ካብ ዘካይዱ ዘለዉ ኩባንያታት ቻይና ሓደ ዝኾነ ሲሹዋን ኣብ ዝመጽእ ዓመት ፍርያቱ ንዕዳጋ ንምቕራብ ይዳሎ ከምዘሎ ማይኒንግ ዊክሊ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ናይ ዕደና [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለያን ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ የምርሑ
Radio Erena: 27 August 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክርን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ዓባስ ከማልን ዝመርሕዎ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ብዛዕባ'ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ንምዝርራብ ሎሚ ሰኑይ 27 ነሓሰ ናብ ኣዲስ [...]
ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ ፕረዚደንት ኮይኑ ቃለ መሓላ ፈጺሙ
Radio Erena: 27 August 2018 ብ30 ሓምለ ዝተኻየደ ምርጫ ዚምባብዌ፣ ውጽኢቱ ኣካታዒ ኮይኑ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ ምዕዋቱ ኮሚሽን ምርጫ'ታ ሃገር ብዝሃቦ መረጋግጺ፣ ብሰንበት 26 ነሓሰ ፕረዚደንት ኮይኑ ቃለ መ [...]
ሚኒስተር ልምዓት ጀርመን ገርድ ሚዩለር መንግስቲ ኤርትራ ንሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ናይ ግዜ ገደብ ክገብረሉ ከምዝግባእ ገሊጹ
Radio Erena: 24 August 2018 ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ሚኒስተር ልምዓት ጀርመን ገርድ ሚዩለር፣ ኣብ ሃገሩ ዑቕባ ናይ ዝሓቱ ኤርትራውያ ቁጽሪ ክጎድል ትጽቢት ከምዘለዎ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ድሕሪ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ሓደ ቢልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ ካብ ባንክ ዓለም ክትረክብ’ያ
Radio Erena: 26 August 2018 ኢትዮጵያ፣ ናይ ሓደ ቢልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ ካብ ባንክ ዓለም ክትረክብ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ናይ መጀመሪያ ጋ [...]