Author: admin
ፕረዚደንት የመን፣ ብመንጎኝነት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየድ መስርሕ ሰላም እታ ሃገር ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 14 September 2015 ኣብ ስደት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ርያድ ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ብመንጎኝነት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተወደበ መስርሕ ሰላም ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ተቓወምቲ ሑቲ ካብቲ ዝሓዝ [...]
UPDATED: ብሰንኪ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ኦል ኣፍሪካን ጌይምስ ዘይተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣንጸባራቒ ዓወት ተጓናጺፋ
Radio Erena : 11 September 2015 ኣብ መበል 11 ውድድር መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ (All African Games) ንምክፋል ናብ ከተማ ብራዛቪል ኮንጎ ዘቕነዐት፡ ደቒ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት፡ ሃገራ [...]
ግብጺ ኣብ የመን ሰራዊት ኣዋፊራ
Radio Erena : 11 September 2015 ልፍንታዊ ሓይሊ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ኣጋር ሰራዊተን ኣብ ዘዋፍራሉ ዘለዋ እዋን፣ ግብጺ 800 ወትሃደራት ልኢኻ። እቲ ናብ የመን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊት ግብጺ፣ ኣብ ኣርባዕተ ኣሃዱታት [...]
ደንማርክ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ጀርመን ንዘለዋ ናይ ባቡር መጓዓዝያ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ
Radio Erena : 11 September 2015 ደንማርክ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ካብን ናብን እታ ሃገርን ጀርመን ንንዘሎ ናይ መጓዓዝያ ባቡር ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ተሓቢሩ። እታ ሃገር ብዘይካ'ዚ ብኣቶቡሳት ክመጹ ንዝክእሉ ስደ [...]
ብሩኽ ወደይ…
Radio Erena: 10 September 2015 ብሩኽ ወደይ... ዝሰደድካለይ ደብዳቤን ስእልን በጺሑኒ። ከም ወዮ ዝበልካዮ ማዳኻ ሃሲሱ ምርኣየይ ባህ ኢሉኒ'ዩ ዝወደይ። ሱዳን ካብ ዝነበርካሉ ግዜ ዝሰደድካዩ ኣሳእል [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ዋሕዲ መማህራን ላዕለዋይ ደረጃ ንምምላእ 35 ኬንያውያን ቆጺሩ
Radio Erena: 10 September 2015 ላዕለዋይ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ከቢድ ናይ መማህራን ዋሕዲ ኣጋጢምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኮሚሽን ላዕለዋይ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ 35 ኬንያውያን መማህራን ከምዝቖጸረ ተሓቢሩ። እቲ ኮሚሽ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ ጋምቤላ ኢኹም ዝበሎም ሰባት ቀይዱ
Radio Erena: 10 September 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራን ካልኦት ሃገራትን ምስ ዝመደበሩ ምንቕስቓስ ሓርነት ህዝቢ ጋምቤላ ዝተባህለ ተቓዋሚ ሓይሊ ኣባላት ኢኹም ንዝበሎም ሰለስተ ሰባት ኣብ ኣብ ፍርዲ ኣቕሪቡ። [...]
ነፈርቲ ውግእ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዋንነታ ብንጹር ዘይተረጋገጸ ጃልባ ደብዲበን
Radio Erena: 10 September 2015 ነፈርቲ ውግእ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትንቀሳቀስ ንዝነበረት ጃልባ ኣጥቂዐን። እታ ካብ ገማግም ባሕሪ በርበራ ናይ ሶማል ናብ ገማግም ባህሪ ሞካ ናይ የመን ተምርሕ ዝነበረት ጃልባ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ስሙር ግንባር መስሪቶም
Radio Erena: 09 September 2015 ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ስሙር ግንባር መስሪቶም። መንግስቲ ኤርትራ ነዞም ኣብ ውሽጢ መሬቱ ዝርከቡ ኣርባዕተ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ማለት ግንቦት ሸ [...]
ቢቢሲ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝቐንዐ ፈነወ ሬድዮ ንምኽፋት መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 September 2015 ማዕከን ዜና ቢቢሲ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝቐንዐ ናይ ሬድዮ ፈነወ ንምኽፋት መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓለም ዝኾነ ቢቢሲ ብናይ ክልትኤን ሃገራት ቋንቋ ቋ [...]